እቲ ግፍዒ አብ ዜጋታትና ካብ ተፈጸመ April 7, 2011 11:27 pmስቪክ ማሕበራትassenna00 SHARE ብዙሓት ኤርትራውያን ዓደዳ ስደትን ስቅያትን ሞትን ግዳያት ካብ ዝኾኑ ሓያለ ዓመታት ተቖጺሮም እዮም። Continue reading POST TAGS: ተፈጸመአብእቲካብዜጋታትናግፍዒ
ግፍዒ ኣማተረ መራር ዕለት ህዝቢ ዘይፈለጣ! – መስጣ ኣማተረ ዶ በልካና ባውዛ! July 3, 2007 12:09 amደብዳቤታትassenna00 SHARE ምጽዋዕ ብዙሕ መከራታት ኢያ ርእያ። እዚ ኣብ ነባሮ ኣማተረ ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ኣብቶም ውሱናት ህዝቢ ዝወረደ ግፍዒውን ሓደ ካብኡ እንተ ተባህለ ዝተጋነነ ኣይኮነን። እዚ ከኣ ከም ቀጻልነት ምስቲ ኣብ ውሽጢ ባጽዕ ገማግም ባሕሪ ዝነበሩ ገዛውቲ ካብ እንዳ ደናዳይ ነበር ጀሚርካ ክሳብ ርእሲ ምድሪ ዝተደምሰሰ ዝተታሓሓዘ እዩ። Continue reading POST TAGS: ህዝቢመራርመስጣበልካናባውዛኣማተረዕለትዘይፈለጣዶግፍዒ