ጉዳመኛ ገበን November 20, 2008 11:14 amናዕታ ሃገርassenna00 SHARE ሕማም ልቢ ሎሚ ዘበንሓኪም ዘይፈልጣ ግናይ መርዘንመመሪጻ ትወስድ ዘይብላ ሚዛንመሸፈኒት እባ ኮነት ነፈጸምቲ ገበን:: Continue reading POST TAGS: ገበንጉዳመኛ
ጉዳመኛ ምኒስተር – ካልኣይ ክፋል November 16, 2008 11:23 amፖለቲካassenna00 SHARE ብምቕጻል በል እሞ ዕላል ካብ ኣንዋሓናስ ካብዛ ኣብዚ ፊትና ክዮስክ ሽጋራ ከምጽእ ምኽንያቱ ኣብዚ ዘለናዮስ ሽጋራ 1.50 ናቕፋ እዩ በልኮዎ ንሱ ‘ውን ሕራይ በል ግና ኣብ ካልእ ኣይትኺድ ናብታ ኣብታ ፊትና ዘላ ደኣ ይሕሸካ ኣብኡ ከለኻ ኸኣ እቲ ኣብኡ ዝጸንሓካ ሰብ ክትሪኦ መኣታን ይብለኒ። Continue reading POST TAGS: ምኒስተርካልኣይክፋልጉዳመኛ
ጉዳመኛ “ሚኒስተር”: ነታ ዋና እንዳ ዕምባባ ንግሆ ንግሆ ኦፊስ ክኣቱ ከሎ ግዲ ክሪኣ ደልዩ። October 31, 2008 7:11 pmፖለቲካassenna00 SHARE መቸም ኣብ ኤርትራ ክሳብ ሕጂ ዘይተሰመዔ እምበር ዘይተገብረ ጉድ የለን ማለት ገግለ ገሊኡስ ወረ ዘሕፍር ስለዝኾነ አዩ ዘይንገር እምበር ገበርቱስ ኣይሓፍርሉን እዮም:: Continue reading POST TAGS: ሚኒስተርነታንግሆእንዳኦፊስከሎክሪኣክኣቱዋናዕምባባደልዩ።ጉዳመኛግዲ