ዳግማይ ገድሊ ንምዉጋድ ዳግማይ ጌጋ ። January 9, 2011 2:35 amፖለቲካassenna00 SHARE ተሞክሮና ኣብ መስርሕ ብረታዊ ቃልሲ ምስ ጽንኩር ኩነታት ክትምልምል ከሎኻ ትምልመል ንኣሽቱን ዘይረኣዩን ዝመስሉ ፍጻሜታት ኣብ መንጎ ምንስሓብን ምትዕጽጻፍን በኒኖም ዝተርፉ መሲሎም ይረኣዩኻ ።ተዋህሊሎምን ግዜ ሓልዮምን ነቲ ገዚፍ ዓወት ዘበርከቱ ምንባሮም ግና ትኣምን ። Continue reading POST TAGS: ።ንምዉጋድዳግማይገድሊጌጋ
ጸሓፊ ምቅንጃው ገድሊ ኣቶ ዮሴፍ ገብሪህይወት ጻህያይ ሓድጊ መግዛእቲ – 2ይ ክፋል May 1, 2010 12:57 amእንካን ሃባንassenna00 SHARE ሓው ዮሴፍ ሒደት ይኸውን ‘ምበር ኣንቢበ ኢየ ውሑድ መዓልታት ይኸውን ‘ምበር ኣዝዮም ዘድንቖም በላሕትን ፈላጣትን ሰባት ብተመስጦ ክዛረቡን ክምድሩን ከስተምህሩን ሰሚዐ ኢየ በቲ ይኹን በቲ ግን ኩሉ እቲ ጣቛ እቲ ቛንቛ መሰረቱ ህዝቢ ኢዩ ሕምረት ናይ’ቲ ምግዳል Continue reading POST TAGS: 2ይሓድጊመግዛእቲምቅንጃውኣቶክፋልዮሴፍገብሪህይወትገድሊጸሓፊጻህያይ
ጸሓፊ ምቅንጃው ገድሊ ኣቶ ዮሴፍ ገብሪህይወት ጻህያይ ሓድጊ መግዛእቲ – 1ይ ክፋል April 26, 2010 7:17 amእንካን ሃባንassenna00 SHARE ብመጀመርያ ነቶም ብዘይ ምስልካይ ንድርሰት ምቅንጃው ገድሊ ሓው ኣቶ ዮሴፍ ገብሪህይወት ነቢቦም ብብቕዓትን ክእለትን ዝመለሱ ብፍላይ ከኣ ሓው ሳልሕ ዮኑስ በቲ ሓው ኣቶ ዮሴፍ ገብሪህይወት ንነብሱ ከም ውጺኢት ምዕራባዊ ዓለም ወሲዱ ህላዌ መንነቱ ብምኽሓድ ልዕሊ እቶም ዋናታት ቛንቛ እንግሊዝ ዋና ብምዃን ኣብ መርበባት ሓቤረታ ኤርትራውያን ዱድ ዝብለሉ ዝነበረ ቛንቛ እንግሊዝ ዕድመን ጥዕናን ይሃቦ Continue reading POST TAGS: 1ይሓድጊመግዛእቲምቅንጃውኣቶክፋልዮሴፍገብሪህይወትገድሊጸሓፊጻህያይ
ፍታሕ (ካብ ደራሲ ምቅንጃው ገድሊ ዚዀነ) ሓው ዮሴፍ ገ/ሂወት ንኵውንነት ኤርትራ April 5, 2010 1:24 pmፖለቲካassenna00 SHARE ዮሴፍ ገብሪሂወት ዚተባህለ ምሁር ኤርትራዊ ብዕለት ለይቲ 3 ሚያዝያ 2010 አብ ፓልቶክ „ኤርትራዊ ኣደራሽ ንሓያልነትን ሓድነትን ተቓወምቲ“ ዚተባህለ ቀሪቡ፣ መብርሂ ንናይ ቅድሚ ሕጂ ጽሑፋቱን፣ ብዛዕባ ንፖለቲካዊ መጻብቦ ኤርትራ ኢሉ ዘማዕድዎ ፍታሕን ከብርህ ሐዲሩ። የግዳስ ሓው ዮሴፍ ከምቲ አብ ጽሑፋቱ ዘልመደና – ንኣብነት ከምቲ አብ ምቅንጃው ገድሊ ዚአመሰሉ ጽሑፋት- ብዙሕ ኣኻብሕ ታሪኽናን ጕዕዞ ገድልናን‘ኳ እንተአናጠጠ አብ መወዳእታስ ንኤርትራ ዚኸውን (ኤርትራዊ) ፍታሕ አየቕረበን። Continue reading POST TAGS: ሓውምቅንጃውንኵውንነትኤርትራካብዚዀነዮሴፍደራሲገ/ሂወትገድሊፍታሕ
ፍታሕ (ካብ ደራሲ ምቅንጃው ገድሊ ዚዀነ) ሓው ዮሴፍ ገ/ሂወት ንኵውንነት ኤርትራ April 5, 2010 1:17 pmፖለቲካassenna00 SHARE ዮሴፍ ገብሪሂወት ዚተባህለ ምሁር ኤርትራዊ ብዕለት ለይቲ 3 ሚያዝያ 2010 አብ ፓልቶክ „ኤርትራዊ ኣደራሽ ንሓያልነትን ሓድነትን ተቓወምቲ“ ዚተባህለ ቀሪቡ፣ መብርሂ ንናይ ቅድሚ ሕጂ ጽሑፋቱን፣ ብዛዕባ ንፖለቲካዊ መጻብቦ ኤርትራ ኢሉ ዘማዕድዎ ፍታሕን ከብርህ ሐዲሩ። የግዳስ ሓው ዮሴፍ ከምቲ አብ ጽሑፋቱ ዘልመደና – ንኣብነት ከምቲ አብ ምቅንጃው ገድሊ ዚአመሰሉ ጽሑፋት- ብዙሕ ኣኻብሕ ታሪኽናን ጕዕዞ ገድልናን‘ኳ እንተአናጠጠ አብ መወዳእታስ ንኤርትራ ዚኸውን (ኤርትራዊ) ፍታሕ አየቕረበን። Continue reading POST TAGS: ሓውምቅንጃውንኵውንነትኤርትራካብዚዀነዮሴፍደራሲገ/ሂወትገድሊፍታሕ