ምኽንያት ምምልላስ ወዲ ገራህቱ ንከተማ ሸፊልድ እንታይ ኢዩ? March 14, 2011 12:20 amፖለቲካassenna00 SHARE ቀዳማይ ክፋል ብመሰረት ዝኣተናልኩም ቃል ኣብ ዝሓለፈ ጽሑፍና እቲ ንብዙሓት እንኮላይ ንብሪጣንያውያን ኣገሪምዎም ዘሎ ክሳብ ሕጂ “ምኽንያት ምምልላስ ወዲ ገራህቱ ንከተማ ሸፊልድ እንታይ ምዃኑ? ከም ነቕርበልኩም ኢዩ። Continue reading POST TAGS: ምምልላስምኽንያትሸፊልድንከተማኢዩእንታይወዲገራህቱ
ጸብጻብ ናይ’ቲ ዕዉት ናይ ተቓውሞ ሰላማዊ ሰልፊ ኣንጻር ወዲ ገራህቱ March 5, 2011 1:37 amዓባይ ብሪጣንያassenna00 SHARE ብቀዳም ዕለት 19/02/2011 ኣብ ከተማ ሸፊልድ ብተቐማጦ እታ ከተማ ዝተወደበን ዝተጸውዐን ዕዉት ናይ ተቓውሞ ሰላማዊ ሰልፊ ኣንጻር እቲ ብዕሱብ ተስፋሚካኤል ገራህቱ ኣምባሳደር ስርዓት ህግደፍ ኣብ ዓባይ ብሪጣንያ ዝተጸውዐ ኣኼባ ተኻይዱ ነይሩ። እንተኾነ ግን ብመንጽር ካብ ሞንጎ ልዕሊ 1200 ተቐማጦ እታ ከተማ ክርአ ከሎ ሒደት ዚተሳተፍዎ ኣኼባ ኢዩ ኣካይዱ። Continue reading POST TAGS: ሰላማዊሰልፊተቓውሞናይናይ’ቲኣንጻርወዲዕዉትገራህቱጸብጻብ
ኣምባሳደር ህግደፍ ወዲ ገራህቱ ጽውጽዋይ ክነግር ከሎ ዘርኢ ቪድዮ። February 8, 2011 9:59 pmፖለቲካassenna00 SHARE ፕሮፓጋንደኛ ህግደፍ ተስፋንኪኤል ገራህቱ፡ {mpg width=”350″}gerahtu{/mpg} “ሕጂ ኣብ ቲ ዝሓየለ ደረጃ በጺሕና ዘለና ኤርትራዊት ስድራቤት ስለዘሐየልና ኢና” ይብል። Continue reading POST TAGS: ህግደፍቪድዮ።ኣምባሳደርከሎክነግርወዲዘርኢገራህቱጽውጽዋይ
ኣብ ግላስጎ (ስኮትላንድ) ዝቕመጡ ኤርትራውያን ኣምባሳደር ህግደፍ ተስፋሚካኤል ገራህቱ ንዝገበረሎም ዕድመ ኣኼባ ብምሕሳም ተቓውሞሞ ነቲ ስርዓት ገሊጾም። March 24, 2010 5:33 pmእዋናዊ ዜናassenna01 SHARE ዝሓለፈ ዓርቢ ዕለት 19/03/10፤ ኣምባሳደር ስርዓት ህግደፍ ኣብ ዓ/ብሪጣንያ ተስፋሚካኤል ገራህቱ ግላስጎ (ስኮትላንድ) ናይ ኤርትራውያን ኣኼባ ከካይድ ዕድመ ኳ እንተገበረ፡ ኣብታ ከተማ ካብ ዝርከቡ 300 ኤርትራውያን 25 ጥራይ ንዕድሚኡ ተቐቢሎም ኣብቲ ኣኼባ ተረኺቦም። Continue reading POST TAGS: ህግደፍስርዓትስኮትላንድብምሕሳምተስፋሚካኤልተቓዊሞሞነቲንዝገበረሎምኣምባሳደርኣብኣኼባኤርትራውያንዕድመዝቕመጡገሊጾም።ገራህቱግላስጎ
ወዲ ገራህቱ መንዩ?? May 27, 2009 3:06 amፖለቲካassenna00 SHARE ህዝቢ ኤርትራ ብጥምየት እናተቐዝፈ፡ ንርእሱ ኣብ ለንደን መግቢ እናማረጸ “ጥምየት የለን፡ ምስ ኢሳያስ ንቕድሚት” ኢሉ ክጭርሕ ዝውዕል መገርሂ ወዲ ገራህቱ Continue reading POST TAGS: መንዩወዲገራህቱ