Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ኣብ ግላስጎ (ስኮትላንድ) ዝቕመጡ ኤርትራውያን ኣምባሳደር ህግደፍ ተስፋሚካኤል ገራህቱ ንዝገበረሎም ዕድመ ኣኼባ ብምሕሳም ተቓውሞሞ ነቲ ስርዓት ገሊጾም።

Glasgow Demo demo.archive.assenna.comዝሓለፈ ዓርቢ ዕለት 19/03/10፤ ኣምባሳደር ስርዓት ህግደፍ ኣብ ዓ/ብሪጣንያ ተስፋሚካኤል ገራህቱ ግላስጎ (ስኮትላንድ) ናይ ኤርትራውያን ኣኼባ ከካይድ ዕድመ ኳ እንተገበረ፡ ኣብታ ከተማ ካብ ዝርከቡ 300 ኤርትራውያን 25 ጥራይ ንዕድሚኡ ተቐቢሎም ኣብቲ ኣኼባ ተረኺቦም።

aseye.asena@gmail.com

Review overview
NO COMMENTS

POST A COMMENT