ስርሒት ፈንቅል ፡ንጸላኢ ዝጎሓፈ፡ ህዝቢ ዝደበሰ፡ ድምቀት ወሲኹ ክዝከር ዝነብር ብዓል February 15, 2011 12:36 amኣብነትassenna00 SHARE ኣብ ቀዳማይ ክፋል፡ ሃገርና ብስርዓት ፈደረሽን ምስ ኢትዮጵያ ካብ ዝተቛረነትሉ ግዜ ጀሚሩ ንዓመታት ዝተዋህለለ ግፍዒ መሊኡ ስለ ዝተደፍአ ብዓወት ስርሒት ፈንቅል ኣብ ምንታይ ደረጃ ከም ዝበጽሐ ዝገልጽ’ዩ። Continue reading POST TAGS: ፡ንጸላኢህዝቢስርሒትብዓልክዝከርወሲኹዝነብርዝደበሰ፡ዝጎሓፈ፡ድምቀትፈንቅል
ስርሒት ፈንቅል: ንጸላኢ ዝጎሓፈ፡ ህዝቢ ዝደበሰ፡ ድምቀት ወሲኹ ዝዝከር ብዓል February 11, 2011 4:25 amፖለቲካassenna10 SHARE ስሪሒት ፈንቅል መጻኢ ዓወት ህዝብና ዘበስረ በብዓመቱ ድምቀት እናወሰኸ ዝዝከር በዓል ኢዩ። ነፍስ ወከፍ ኤርትራዊ ነቶም ኣብኡ ዝወዓሉ ሰሚዑ ምስኦም ይሕጎስ። ከምታ ጸባ ዘስተኹምና ጸባ ስተዩ ይብሎም ብልቡ። Continue reading POST TAGS: ህዝቢስርሒትብዓልንጸላኢወሲኹዝዝከርዝደበሰ፡ዝጎሓፈ፡ድምቀትፈንቅል
መበል 19 መዓልቲ ናትጽነት ኤርትራ ኣብ ከተማ ከለን ብኽብ ዝበለ ድምቀት ተባዒሉ June 11, 2010 11:39 pmእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ብዕለት 22 ጉንቦት መበል 19 መዓልቲ ናጽነት ሃገርና ኣብ ከተማ ከለን ብኽብ ዝበለ ድምቀት ተባዒሉ። እዛ ፍልይቲ ዕለት ኣብ ኣባላት ማሕበረሰብ ከለንን ከባቢኣን ዘለዋ ፍሉይ ሚዛን ካብቲ ዘአርእይዎ ናይ ብሃንቀውታ ምጽብባይ፡ ምሽብሻብ ኣብ ምድላዋት፡ ኣብ ገጽ ነፍሲ ወከፍ ኣባል ዝርኤ ናይ ፍሽኽታን ባህታን ሓጎስን ፡ ዘለዎ ፍቕሪ ኣብዛ ህያው ዕለት ብቀሊሉ ይንበብ ነይሩ። Continue reading POST TAGS: መበልመዓልቲብኽብተባዒሉናትጽነትኣብኤርትራከለንከተማዝበለድምቀት
መዓልቲ ሰማእታት ኤርትራ ኣብ ከተማ ከለን ብኽብ ዝበለ ድምቀት ተዘኪሩ። June 22, 2009 5:01 pmእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ፍሉያት ዜማታት ንኽብሪ መስዋእቲ ጀጋኑ ዘሞግሱን ሕድሮም አብ ሽቱኡ ንምብጻሕ ፍናን ዝህቡን ዘበራትዑን ደርፍታት ተሰሚዑ፡ አቦ መነብር ሲቪካውያን ማሕበራት ኤርትራ አብ ጀርመን አቶ ተስፉ ብወገኑ፡ ነዚ ሰፍ ዘይብል ሕድሪ፡ እጃምና ከነሐይል ተላቢዩ፡፡ ብድሕሪኡ ትርጉም መስዋእትን፡ ህሉዊ ተበግሶታት ንምትግባር ሕድሪ ጀጋኑ ብስፍሕ ዝብለ ካብ አባላትት ቀሪቡ። Continue reading POST TAGS: መዓልቲሰማእታትብኽብተዘኪሩ።ኣብኤርትራከለንከተማዝበለድምቀት
ቀዳማይ ጉባኤ ሰልፊ ናህዳ ኤርትራ ብዓቢ ድምቀት ተኸፊቱ December 27, 2008 3:05 amእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE Continue reading POST TAGS: ሰልፊቀዳማይብዓቢተኸፊቱናህዳኤርትራድምቀትጉባኤ