መጠን ሸርፊ ናቕፋ ብ መንጽር ዶላር ናይ 50% ዝቕባበ ኣርእዩ። October 28, 2008 12:24 amእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ኣብዚ ዝሓለፈ ወርሒ ጥራይ መጥን ሸርፊ ዶላር ብ መንጽር ናቕፋ ብ 50% ከም ዝወሰኸ ምንጭታት ሓቢሮም። በዚ መሰረት፡ ኣብ ጸሊም ዕዳጋ ዋጋ ሓደ ዶላር ኣሜርካ ኣብ መንጎ 19ን 21 ክገላበጥ ድሕሪ ምጽናሕ ኣብዚ ዝሓለፈ ወርሒ ናብ 28 ክብ ኢሉ ኣሎ። ዋጋ ናቕፋ ብ መንጽር ኤሮ ድማ ናብ 39 ደይቡ። Continue reading POST TAGS: 50%መንጽርመጠንሸርፊብናቕፋናይኣርእዩ።ዝቕባበዶላር
ኤርትራ ካብ ዓለም እታ ዝለዓለ ደረጃ ዝቕባበ (ገንዘብ) ዘለዋ ሃገር ምዃና IMF ኣሚቱ። November 14, 2007 6:29 pmእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ኤርትራ ካብ ዓለም እታ ዝለዓለ ደረጃ ዝቕባበ (inflation) ዘለዋ ሃገር ምዃና IMF ከምዝኣመተ Taipei-Times ንሰነዳት ናይቲ ኣህጉራዊ ፋይናንሳዊ ውድብ ብምጥቃስ ኣብ ዘስፈሮ ጽሑፍ ይጠቅስ። Continue reading POST TAGS: imfሃገርምዃናኣሚቱ።ኤርትራእታካብዓለምዘለዋዝለዓለዝቕባበደረጃገንዘብ