ሓባራዊ ሓላፍነት ንሓባራዊ ዕላማ February 22, 2011 11:59 amቃል ኣሰናassenna00 SHARE ክቡራት ተኸታተልቲ ድምጺ ኣሰና፡ ኣብ ዝሓለፈ መደብና ብዜና ከምዝጠቐስናዮ፡ ዝሓለፈ 16 ለካቲት መበል 2ይ ዓመት ምምስራት ድምጺ ኣሰና እዩ ነይሩ። Continue reading POST TAGS: ሓላፍነትሓባራዊንሓባራዊዕላማ
ወፊሮም ገዝኦም ዘይተመልሱ፧” ንምንታይ ዕላማ – መመላእታ – በረኸት ስቲፋኖስ November 18, 2010 12:42 amእንካን ሃባንassenna00 SHARE ንሓው መኮነን ዓንደሚካኤልን ኩላትኩም ኣንበብቲን፡ ብቐዳምነት: ንጹሑፋት መኮነን ብስሙ ወጺኡ ክንሱ: ብናይ ብርዒ ስም ከም ዝወጸ ገይረ ስለ እተረዳእኩዎ ጌጋይ ይቕበል:: ብርግጽ ሕጂ እቲ ምንጪ-ጽሑፍ ህግደፍ ከምዘይኮነ ፈሊጠ ኣለኹ:: እዚ ግን ንዝተረፈ ርእይቶይ ብዛዕባ ትሕዝቶ ናይቲ ጽሑፍ ኣይቅይሮን:: Continue reading POST TAGS: መመላእታስቲፋኖስበረኸትንምንታይወፊሮምዕላማዘይተመልሱ፧”ገዝኦም
ዘይቅዱስ ዕላማ ብስም ተዋህዶ፡ መዓት ዝወረዶ ህዝቢ ኣትላንታ! October 1, 2009 12:13 amፖለቲካassenna00 SHARE ታሪኽ ክርስትና ከምዝምስክሮ ፍቕሪ፡ ትሕትና፡ ፍትሕን ንውጹዓት ምውጻእ…መሳሊ ካብ መሰረት ትምህርቲ ክርስቶስ ስለዝኾነ እቶም ዘተግብርዎ ብፍሪኦም ይዕቀኑ። እሞ፡ ብርሃኖም ኣብ ቅድሚ ህዝቢ ይበርህ። እቶም ብስም ክርስቶስ ክርስትያን ኢና እና በሉ ኣብ ዓለምና መሳርሒ ንገዛእቲ ዓለም ኮይኖም ዘሻርዉ ግን ዓስቦም ካብ ገዛእቶም ይኸውን። Continue reading POST TAGS: ህዝቢመዓትብስምተዋህዶ፡ኣትላንታዕላማዘይቅዱስዝወረዶ
እቲ ሓቂ ኩሉ ንኽፈልጦ፡ ዶባዊ ግጭት ንምንታይ ዕላማ (ሳልሳይን መወዳእታን ክፋል) May 15, 2008 2:40 amፖለቲካassenna00 SHARE ህዝቢ ኤርትራ ካብ መግዛእቲ ቀያሕቲ ደቁ ከፊሉ ዝረኸቦ ናጽነት፡ ክበር ንበር ዝብሎ እምበር ኣብቲ ዘይሓወየ ቑስሉ ብሓለንጊ ዝገርፎ መራሒ ክረክብ ብሓቂ ኣይጻምኡን ኔሩ። Continue reading POST TAGS: ሓቂመወዳእታንሳልሳይንንምንታይንኽፈልጦ፡እቲኩሉክፋልዕላማዶባዊግጭት
እቲ ሓቂ ኩሉ ንኽፈልጦ:ዶባዊ ግጭት፡ ንምንታይ ዕላማ ( 2ይ ክፋል) May 14, 2008 1:35 amፖለቲካassenna01 SHARE ዳማይ ወራር ብዓወት ኢሰያስ ድሕሪ ምዝዛሙ፡ መንግስታት ኣመሪካን ርዋንዳን ዘበገስዎ ኣርባዕተ ነጥብታት ዝሓዘ እማመ ሰላም ቀሪቡ። ንሱ ድማ ክልቲአን ሃገራት ካብቲ ዘከራኽረን ቦታታት ክስሕባን፡ ብመሰረት መግዛእታዊ ውዕላት ድማ ዶበን ክሕንጸጽ ዝብል እማመ ኣቕሪበን። Continue reading POST TAGS: 2ይሓቂንምንታይንኽፈልጦእቲኩሉክፋልዕላማዶባዊግጭት፡
እቲ ሓቂ ኩሉ ንኽፈልጦ: ዶባዊ ግጭት፡ ንምንታይ ዕላማ May 13, 2008 1:54 amፖለቲካassenna00 SHARE ኣብ ጅቡቲ ዶብ ጥሒሱ ቅሉዕ ወራር ከምዝፈጸመ ዝተፈላለያ ማዕከናት ዜና ከቕርብኦ ቀንየን ኣለዋ። ምስዚ ፍጻመታት ብምትሕሓዝ እምበኣር፡ ኢሰያስ ንምንታይ ዕላማ ነቲ ብጎነጽ ፈጺሙ ክፍታሕ ዘይክእል ዶባዊ ግጭት ንምንህሃሩ ከምዝጎይን፡ እንታይ ዕላማ ንምውቃዕ እቲ ግጭት ከምዝምህዞን እዚ ዓንቀጽ ክትንትኖ ፈቲኑ ኣሎ። Continue reading POST TAGS: ሓቂንምንታይንኽፈልጦእቲኩሉዕላማዶባዊግጭት፡
ንሕማቕ ዕላማ ዝተሓስበ ‘ልግሲ’ ካብ ‘መደበር ሓሶት’ May 21, 2007 12:04 amቃል ኣሰናassenna00 SHARE ኣብዚ ስርዓት ህግደፍ ናይ ወጻኢ ባጤራ ተጸንቂቑዎ ነቀይ-ነቀይ ዝብለሉ ዘሎ ቀውጢ እዋን፡ ኣብ ኤርትራ ካብቲ ዝርካቡ ሕንኳዅ ቆፎ-ባንካ ብዘይተጕላባ ባጀት ዝስልዓሉ ትካል እንተልዩ መረኸቢ ብዙሃን ህግደፍ፡ ብፍላይ ድማ ‘ቲቪ-ኤረ’ እዩ። Continue reading POST TAGS: ‘ልግሲ’‘መደበርሓሶት’ንሕማቕካብዕላማዝተሓስበ