ኣብ ሰሜን ኣመሪካ ዝርከቡ ኤርትራውያን ሙዚቀኛታት ዓውደ-ሞያኦም ብምግምጋም፡ ብሉጽ ኣበርክቶ ንዝገበሩ ሰብ-ሞያ ሸሊሞም። June 13, 2010 11:58 pmእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ኣብ ሰሜን ኣመሪካ ዝርከቡ ኤርትራውያን ሙዘቀኛታት “ክብሪ ሞያና” ኣብ ትሕቲ ዝብል ቴማ ተኣኪቦም፡ ዓውዲ ሙዚቃ ኤርትራውያን ንምግምጋምን ፍሉይ ኣበርክቶ ንዝገበሩ ሞያውያን ሙዚቀኛታት ንምትብባዕን ዝዕላምኡ ውራይ ከም ዘካየዱ ምንጭታት ሓቢሮም። Continue reading POST TAGS: ሙዚቀኛታትሞያሞያኦምሰሜንሰብሸሊሞም።ብሉጽብምግምጋም፡ንዝገበሩኣመሪካኣበርክቶኣብኤርትራውያንዓውደዝርከቡ
ለበዋታት ሓፈሻዊ ዓውደ መጽናዕቲ ንሰፊሕ ሃገራዊ ዋዕላ ንዘተን ንደሞክራስያዊ ለውጢ – ካብ ዕለት 4—8 ሓምለ 2009 ዝተኻየደ June 8, 2010 11:53 pmፖሊቲካዊ ውድባትassenna00 SHARE ኤርትራዊ ዲሞክራስያዊ ኪዳን – ለበዋታት ሓፈሻዊ ዓውደ መጽናዕቲ ንሰፊሕ ሃገራዊ ዋዕላ ንዘተን ንደሞክራስያዊ ለውጢ – ካብ ዕለት 4—8 ሓምለ 2009 ዝተኻየደ Continue reading POST TAGS: 20094—8ሃገራዊለበዋታትለውጢሓምለሓፈሻዊመጽናዕቲንሰፊሕንዘተንንደሞክራስያዊካብዋዕላዓውደዕለትዝተኻየደ
ኵናት ይሕምሕም ‘ሎ፡ ልቢ ሰብ ሓሚሙ’ሎ፡ ነቲ ዓውደ-ኵናት መን’ዩ ክውዕሎ? October 28, 2007 10:56 pmፖለቲካassenna00 SHARE መሪሕነት ኤርትራ ከም ንቡር፡ ንውሳኔታቱ ይተዓወቱ ይፍሸሉ ሓላፍነት ክስከመሎም ኣይተብዐን። እንሆ ኸኣ፡ ኣብ ክንዲ ካብ ጌጋ ናብ ቅኑዕ ዝምለስ፡ ካብ ጌጋ ናብ ጌጋ ይሃጽጽ፡ መዓልቲ መዓልቲ ነቲ ዓፍራ “ከውሒ” እናበለ ይረግጾ። እቲ ጸገም እቲ ጌጋ ኣይኮነን፡ እቲ ጸገም፡ ካብ ጌጋኻ ክትሃድም ክትብል ኣደራዕ ህዝብን ሃገርን ምዃን እዩ። ሃገርና ኣብዚ ኩነታት ‘ዚ ኸላ ከኣ ‘ዩ ድምጺ ኵናት ዘቃልሕ ዘሎ። Continue reading POST TAGS: ‘ሎ፡ልቢሓሚሙ’ሎ፡መን’ዩሰብነቲክውዕሎኵናትዓውደይሕምሕም