ደቡባዊ ካሊፎርኒያ ዝርከቡ ኤርትራውያን ንዋላ ዝከዱ ሰባት መሪጾም June 21, 2010 9:36 pmፖሊቲካዊ ውድባትassenna00 SHARE ኣብ ደቡባዊ ካሊፎርንያ ማለት ኣብ ሎስኣንጀለስ፤ ሳንበርናርዲኖ፤ ሳንድያጎ ዝርከቡ ኤርትራውያን ኣብ ከተማ ሳንድያጎ ብምእካብ ንዋዕላ ዝኽዱ ሰባት መሪጾም። እቶም ዝተመርጹ ሰባት ካብ ሰለስቲኡ ዓበይቲ ከተማታት ዝመጹ እዮም። Continue reading POST TAGS: መሪጾምሰባትንዋላኤርትራውያንካሊፎርኒያዝርከቡዝከዱደቡባዊ
አገዳሲ ህዝባዊ ኣኼባ፡ ብጉዳይ ሃገራዊ ዋዕላ ንደሞክራሲያዊ ለውጢ፡ ኣብ ቤይ-ኤርያ ከተማ ኦክላንድ ካሊፎርኒያ (Oakland California) May 27, 2010 12:41 amMessageassenna00 SHARE ሃገራዊ ዋዕላ ንደሞራስያዊ ለውጢ ዓወት እምበር ካልእ ዘይሕፈሶ፡ ወሳኒ እምነ-መሰረት ደሞክርሳዊት ኤርትራ እዩ፡ ካብ ዝብል እምነትን ዕግበትን ተበጊስና እነሆና ኣብ ኦክላንድን ከባቢኣን እንነብር ጉዱሳት ኤርትራዉያን ነዚ ህዝባዊ ኣኼባ ንዕድም። Continue reading POST TAGS: californiaoaklandሃገራዊህዝባዊለውጢ፡ቤይብጉዳይንደሞክራሲያዊአገዳሲኣብኣኼባ፡ኤርያኦክላንድከተማካሊፎርኒያዋዕላ
ናይ ደቡባዊ ካሊፎርኒያ ናይ ዋዕላ ሽማግለ ቆይማ። May 25, 2010 12:27 pmፖሊቲካዊ ውድባትassenna00 SHARE ኣብ ከተማ ሳንድያጎ ብዕለት 22 ግንቦት ኣብ ዝተፈላለየ ከተማታት ደቡባዊ ካሊፎኒያ ዝመጹ ኤርትራውያን ዝተረኽብዎ ናይ ሃገራዊ ዋዕላ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ ሰሚናር ተጌሩ ውዒሉ። Continue reading POST TAGS: ሽማግለቆይማ።ናይካሊፎርኒያዋዕላደቡባዊ
ህዝባዊ ኣኼባ ብማሕበረ ኮም ኤርትራውያን ኣብ ሳን ሆዘ ካሊፎርኒያ April 25, 2010 7:13 pmMessageassenna00 SHARE ክቡራት ኤርትራውያን ተቐማጦ ሳን ሆዘን ከባቢኣን ኣቐዲምና ድሕነትኩም ንትምነ ቀጺልና ከኣ ብዛዕባ ኣብ ሳን ሆዘን ከባቢኣን ተመስሪቱ ንዘሎ ሓድሽ ማሕበረ ኮም ኤርትራውያን ብሕጽር ዝበለ ኣገባብ ክነላልየኩም ንፈቱ። Continue reading POST TAGS: ህዝባዊሆዘሳንብማሕበረኣብኣኼባኤርትራውያንካሊፎርኒያኮም