ኣብ ዓዲ እንግሊዝ ናብ ኤርትራ ናይ ምምላስ ሓደጋ ዘንጸላልዎም ዘሎ ኤርትራውያን መንእሰያት ናብ ኤርትራ ከይምለሱ ምትሕጋዝ ክግበረሎም ጻውዒት ኣቕሪቦም። May 2, 2009 6:16 pmእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ኣብ ዓዲ እንግሊዝ ኣብ ከባቢ ፖርትስሚዝ፡ Haslar፡ ኣብ ዝብሃል ቤትማእሰርቲ ዝርከቡ 5 ኤርትራውያን መንእሰያት ብግዴታ ናብ ኤርትራ ናይ ምምላስ ሓደጋ የንጸላልዮም ከምዘሎ ብምጥቃስ፣ ሲቪካውያን ማሕበራት፣ ተቓወምቲ ውድባትን ግዱሳት ወልቀሰባትን ናብ ኤርትራ ካብ ምምላስ ከናግፉዎም ብጥብቂ ኣተሓሳሲቦም። Continue reading POST TAGS: ሓደጋመንእሰያትምምላስምትሕጋዝናብናይኣቕሪቦም።ኣብኤርትራኤርትራውያንእንግሊዝከይምለሱክግበረሎምዓዲዘሎዘንጸላልዎምጻውዒት
ካብ ሞት ዝደሓኑ 57 ኤርትራውያን ናብ ኤርትራ ከይምለሱ ይሰግኡ። May 23, 2007 9:17 pmእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ጥሒሎም ከይኮኑ ድሕነቶም ኣስጊኡ ዝቐነየ 57 ኤርትራውያን ብሊብያውያን ካብ ሓደጋ ምጥሓል ድሕሪ ምድሓኖም ኣብ ምስጢራዊ ቤትማእሰርቲ ሊብያ ተታሒዞም ከም ዝርከቡ፡ እንተኾነ ናብ ኤርትራ ብሓይሊ ናይ ምምላስ ካልእ ሓደጋ የጸላልዎም ከምዘሎ ካብ መርበብ ሓበሬታ መሰልና ደሊና ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የመልክት። Continue reading POST TAGS: ሞትናብኤርትራኤርትራውያንከይምለሱካብዝደሓኑይሰግኡ።