ኣብ ዓዲ እንግሊዝ ናብ ኤርትራ ናይ ምምላስ ሓደጋ ዘንጸላልዎም ዘሎ ኤርትራውያን መንእሰያት ናብ ኤርትራ ከይምለሱ ምትሕጋዝ ክግበረሎም ጻውዒት ኣቕሪቦም።
ኣብ ዓዲ እንግሊዝ ኣብ ከባቢ ፖርትስሚዝ፡ Haslar፡ ኣብ ዝብሃል ቤትማእሰርቲ ዝርከቡ 5 ኤርትራውያን መንእሰያት ብግዴታ ናብ ኤርትራ ናይ ምምላስ ሓደጋ የንጸላልዮም ከምዘሎ ብምጥቃስ፣ ሲቪካውያን ማሕበራት፣ ተቓወምቲ ውድባትን ግዱሳት ወልቀሰባትን ናብ ኤርትራ ካብ ምምላስ ከናግፉዎም ብጥብቂ ኣተሓሳሲቦም።