ኣገዳሲ ሓበሬታ ኣብ NRW- ከተማ ከለን February 7, 2011 6:03 pmMessageassenna00 SHARE ህዝባዊ ኣኼባ ንጉዳይ ኤርትራዊ ሃገራዊ ጉባኤ ንደሞክራሲያዊ ለውጢ Continue reading POST TAGS: nrwሓበሬታኣብኣገዳሲከለንከተማ
መበል 19 መዓልቲ ናትጽነት ኤርትራ ኣብ ከተማ ከለን ብኽብ ዝበለ ድምቀት ተባዒሉ June 11, 2010 11:39 pmእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ብዕለት 22 ጉንቦት መበል 19 መዓልቲ ናጽነት ሃገርና ኣብ ከተማ ከለን ብኽብ ዝበለ ድምቀት ተባዒሉ። እዛ ፍልይቲ ዕለት ኣብ ኣባላት ማሕበረሰብ ከለንን ከባቢኣን ዘለዋ ፍሉይ ሚዛን ካብቲ ዘአርእይዎ ናይ ብሃንቀውታ ምጽብባይ፡ ምሽብሻብ ኣብ ምድላዋት፡ ኣብ ገጽ ነፍሲ ወከፍ ኣባል ዝርኤ ናይ ፍሽኽታን ባህታን ሓጎስን ፡ ዘለዎ ፍቕሪ ኣብዛ ህያው ዕለት ብቀሊሉ ይንበብ ነይሩ። Continue reading POST TAGS: መበልመዓልቲብኽብተባዒሉናትጽነትኣብኤርትራከለንከተማዝበለድምቀት
መዓልቲ ሰማእታት ኤርትራ ኣብ ከተማ ከለን ብኽብ ዝበለ ድምቀት ተዘኪሩ። June 22, 2009 5:01 pmእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ፍሉያት ዜማታት ንኽብሪ መስዋእቲ ጀጋኑ ዘሞግሱን ሕድሮም አብ ሽቱኡ ንምብጻሕ ፍናን ዝህቡን ዘበራትዑን ደርፍታት ተሰሚዑ፡ አቦ መነብር ሲቪካውያን ማሕበራት ኤርትራ አብ ጀርመን አቶ ተስፉ ብወገኑ፡ ነዚ ሰፍ ዘይብል ሕድሪ፡ እጃምና ከነሐይል ተላቢዩ፡፡ ብድሕሪኡ ትርጉም መስዋእትን፡ ህሉዊ ተበግሶታት ንምትግባር ሕድሪ ጀጋኑ ብስፍሕ ዝብለ ካብ አባላትት ቀሪቡ። Continue reading POST TAGS: መዓልቲሰማእታትብኽብተዘኪሩ።ኣብኤርትራከለንከተማዝበለድምቀት
መዓልቲ ሰማእታት ኤርትራ ኣብ ከተማ ከለን June 21, 2009 3:55 pmደብዳቤታትassenna00 SHARE ብመጀመርያ ኩሉኹም ካብ ርሑቕን ቀረባን ዝመጻእኩም ኣጋይሽ ከምኡውን ኩልኻትኩም ኣባላት ማሕበረሰብ ፡ ነዛ ክብርትን ፍልይትን መዓልቲ ምሳና ሓቢርኩም ክትዝክሩዋ ምምጻእኩም ምስጋና ይኹንኩም። Continue reading POST TAGS: መዓልቲሰማእታትኣብኤርትራከለንከተማ
ብምኽንያት ቅነ ከለን ኤርትራ ጠቀስ ክፉት ሰሚናት ተኻይዱ November 13, 2007 11:33 pmእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ቅነ ከለን ምኽንያት ብምግባር ማሕበረሰብ ከለንን ከባቢኣን ንሙሁራት ጀመናውያን ቀርኒ ኣፍሪቃን፡ ጀርመናውያን ኣዕሩኽ ኤርትራ ዕድመ ብምግባር ክፉት ሰሚናር ኣካይዱ፡ Continue reading POST TAGS: ሰሚናትቅነብምኽንያትተኻይዱኤርትራከለንክፉትጠቀስ
ሪፖርታጅ፡ ዝኽሪ 20 ሰነ መዓልቲ ስማእታት፡ ኣብ ከተማ ከለን June 22, 2007 3:12 amእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE 20 ሰነ መዓልቲ ስማእታት፡ ኣብ ከተማ ከለን ብኽብ ዝበለ ድምቀት ተዘኪራ ውዒላ Continue reading POST TAGS: መዓልቲሪፖርታጅ፡ሰነስማእታት፡ኣብከለንከተማዝኽሪ