ኤርትራ ነጻ መራኸቢ ብዙሃን ዘይብላ እንኮ ኣፍሪቃዊት ሃገር ብምዃና ኣዝያ ተወጺዓ ከምዘላ IREX ዝተባህለ ኣህጉራዊ መጽናዕታዊ ትካል ገሊጹ። May 28, 2008 10:36 pmእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE IREX ዝተባህለ ኣህጉራዊ መጽናዕታዊ ትካል፡ ኣብ መራኸቢ ብዙሃን ኣተኵሩ ኣብ ዘዳለዎ ናይ 2007 ጸብጻብ (Media Sustainability Index – 2007) ፡ ኤርትራ ነጻ መራኸቢ ብዙሃን ዘይብላ እንኮ ኣፍሪቃዊት ሃገር ብምዃና፡ ህዝባ ሚዛናዊ ሓበሬታ ኣብ ምርካብ ኮነ ናጽነት ሓሳብካ ምግላጽ ኣብ ምስትምቓር ኣዝዩ ተወጺዑ ከምዘሎ ብመርትዖ ዝተሰነየ መረዳእታ ኣቕሪቡ። Continue reading POST TAGS: irexሃገርመራኸቢመጽናዕታዊብምዃናብዙሃንተወጺዓትካልነጻኣህጉራዊኣዝያኣፍሪቃዊትኤርትራእንኮከምዘላዘይብላዝተባህለገሊጹ።
ሽግርና ንኽፍታሕ እቲ እንኮ መንገዲ ተዋሃሂድካ ምቅላስዩ፡፡ January 20, 2008 9:18 pmፖለቲካassenna00 SHARE ኣብ ሃገርና ወሪዱ ዘሎ ጸገምን ኣደራዕን እንታይ ይመስልን ከመይ ጌሩ ክፍታሕ ይኽእልን ብዙሓት ተባዓት ዜጋታት ብድርሰታዊ ክእለቶም ብደርፎም ብግጥሞም ኮታስ ብኽገልጽሉ ዝኽእሉ ኣጋባብ ጌሮም ናብ ዘይፈለጠን ዘይተረድኤን ከረድኡን ሓሳባቶም ከሰጋግሩን ፈቲኖም፡፡ ንስምዓዮም ኣይንስምዓዮም ኣይኮነን እቲ ሕቶ፡፡ እቲ ሕቶ እቶም ዝኽእሉ ዜጋታትሲ ሓላፍነቶም ይገብሩ ኣለው፡፡ Continue reading POST TAGS: መንገዲምቅላስዩ፡፡ሽግርናተዋሃሂድካንኽፍታሕእቲእንኮ