ጠንቂ ስደት መንእሰያት እንታዩ? ተሓታቲ’ኸ መን’ዩ ? January 29, 2010 12:02 amፖለቲካassenna00 SHARE ሰደት ወዲ ሰብ ጥራይ ዘይኮነስ እንስሳ’ውን ከይተረፈ ብዘይ ወለንትኡ ዝገብሮ ጉዕዞ ሂወት ኢዩ። እዚ ማለት ነቲ መሰረትካን ምበቆልካን ዝዓበኻሉን ከባቢ ራሕሪሕካ፡ ብዝይ ፍቶትካ ተገዲድካ ትኣትዎ ድኣምበር ምርጫ ኣይኮነንን። መጽናዕታዊ ጽሑፋት ሰነ ሰብ ከምዝሕብርዎ ጠንቂ ሰደት ደቂ ኣዳም ኣብ ክልተ ዓበይቲ ምክንያታት ከፊሎም ይርእይዎ። Continue reading POST TAGS: መን’ዩመንእሰያትስደትተሓታቲ’ኸእንታዩጠንቂ
እገዳ ንህግደፍ እምበር ንዓና ንህዝቢ ኤርትራ እንታዩ ክጎድልና? December 29, 2009 11:11 amናዕታ ሃገርassenna00 SHARE እገዳ ህዝቢና ሎሚ ኣይኮነን ተጀሚሩ ህገደፍዩ ጀሚርዎ እትው ከይበለ እግሩ ንኸይንቅሳቐስ ዘልመሶ ብርኩ መሓውሩ ንከይትንስእ ከይምዕብል ስልቱ ቀያይሩ Continue reading POST TAGS: ንህዝቢንህግደፍንዓናኤርትራእምበርእንታዩእገዳክጎድልና
ዘጸግመናስ እንታዩ? October 8, 2008 5:33 pmፖለቲካassenna00 SHARE ሰብ ተበራቢሩ ከሎ ብዛዕባ ሰላም ኮነ ኵናት ብዙሕ ይሓስብ። ብዛዕባ ገንዘብ ኮነ ናብራ የውርድን የደይብን ኢዩ። ናተይ ግን ዋላ ኣብ ድቃሰይውን እንተዀነ ዝሓልሞን ከዋልኣኒ ዝሓድርን ካልእ ዘይኮነስ እቲ ሕልመይ እውን ፖለቲካ ብምዃኑ ኢዩ። ሕልመይ ብዛዕባቲ ኣብ ኣብ መቝሕን ኣብ ባርነትን ዘሎ ህዝብናን ወገናን ጥራሕ ብምዃኑ ለይቲውን ድቃስ ኣይረኸብኩን። Continue reading POST TAGS: እንታዩዘጸግመናስ