ኤርትራዊ ሃገራዊ ኮሚሽን ንዲሞክራሲያዊ ለዉጢ(ሃኮዲለ)፡ ካብ ሃገራዊ ዋዕላ ሽግ ቓልሲ ተቐቢሉ፡ ሃገራዊ ጉባኤ ንምውዳብ ዝቐራረበሉ ፡ ኣብ ታሪኽ ሃገርና ኣገዳሲ ምዕራፍ ሒዙ ይርከብ። ክንዮ ምእላይ ስርዓት ዉልቐ-መላኺ፡ ባህጊ ብቕዋም እትምራሕ፡ ብስርዓተ-ሕጊ እትመሓደርን ፍትሒ ዝሰፈናን፡ ኤርትራና ክዉን ንምግባር፡ ኩሉ ደላይ ለዉጢ ዝሸባሸበሉ ሃገራዊ ኮሚሽን፡ እቲ መሰጋገሪ መድረኽ፡ ጥጡሕ መታን ክኸውን፡ ዕማማቱ ኣብ ምስልሳል ይርከብ።
ንሕና ኣብ ሽወደን እንርከብ ኤርትራውያን/ሲቪካዊ ማሕበራት, ተቛወምቲ ውድባት, ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ, ውልቀሰባትን መንእሰያትን/ ደለይቲ ፍትሕን ዲሞክራስን ብሓባር ብምዃን ነቲ መለለዪኡ ጭቆናን ግፍዕን ዝኾነ ባርባራዊ ስርዓት ህግደፍ ንህዝብናን ሃገርናን ብፍላይ ከኣ ንመንእሰያት ኣደዳ ሞትን ስደትን ስቅያትን ጌርዎም ዘሎ፡
Enough!! Enough!!