ኣብ ኤሪ-ቲቪ ኤዲተር ኮይኑ ዝዓዪ ዝነበረ ጆኒ ሕሳቡ ደሃዩ ጠፊኡ። August 13, 2007 9:28 pmእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ኣብ ኤሪ-ቲቪ ኤዲተር ኮይኑ ዝዓዪ ዝነበረ ጆኒ ሕሳቡ ናብ ኢትዮጵያ ከምልጥ ኣብ ዝፈተነሉ እዋን ደሃዩ ጠፊኡ ምህላዉ ጋዜጠኛታት ብዘይዶብ ዝተባህለ ንመሰል ናጽነት ጋዜጠኛታት ዝጣበቕ ኣህጉራዊ ውድብ ሓቢሩ። Continue reading POST TAGS: ሕሳቡቲቪኣብኤሪኤዲተርኮይኑዝነበረዝዓዪደሃዩጆኒጠፊኡ።
ጋዜጠኛ ኤሪ-ቲቪ ፕሮግራም ኣምሓርኛ ጳውሎስ ኪዳነ ዓሪፉ። July 5, 2007 8:59 pmእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ጋዜጠኛ ኤሪ-ቲቪ ፕሮግራም ኣምሓርኛ ጳውሎስ ኪዳነ ብሰሉስ 3 ሓምለ 2007 ክምዝዓረፈ ካብ ኣስመራ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ ኣፍሊጡ። Continue reading POST TAGS: ቲቪኣምሓርኛኤሪኪዳነዓሪፉ።ጋዜጠኛጳውሎስፕሮግራም
ጋዜጠኛ ኤሪ-ቲቪ ፋትሕያ ኻልድ ኣብ ሳዋ ተኣሲራ። June 27, 2007 7:32 pmናጽነት ፕረስassenna00 SHARE ኣብ መንግስታዊት መደበር ቴሌቪዥን ኤርትራ “ኤሪ-ቲቪ”፡ ኣገልግሎት ቋንቋ ዓረብ፡ ኣቕራቢት ዝነበረት ጋዜጠኛ ፋትሕያ ኻልድ፡ ካብ ቅድሚ ወርሒ ጀሚራ ኣብ ወተሃደራዊ መደበር ታዕሊም ሳዋ ተኣሲራ ከምዘላ ‘ሪፖርተርስ ዊዝ ኣውት ቦርደርስ’ ሎሚ ኣብ ዝዘርግሖ ጋዜጣዊ መግለጺ ሓቢሩ። Continue reading POST TAGS: ሳዋተኣሲራ።ቲቪኣብኤሪኻልድጋዜጠኛፋትሕያ
ዓገብ ኤሪ-ቲቪ፡ ዓገብ ሻባይት፡ መዓስ ኮን ኢኽን ናይ ህዝቢ ትኾና? June 26, 2007 6:27 pmደብዳቤታትassenna00 SHARE ብ23 ሰነ ኣብ ገምገም ባሕሪ ህንዲ ደንደን ተባህለት ናይ ኤርትራ መርከብ ጠሊቓ ዝብል ሓበሬታ ኣብ ኣሰና ዳት ኮም ምስ ኣንበብና ብዙሕ ጕሂና። መጀምርታ ሃለዋት ናይቶም ባሕረኛታትና ደሓር ድማ እታ ንብረት ናይ ኤርትራ ከንቱ ምጥፍኣ ተሰሚዑና። Continue reading POST TAGS: ህዝቢመዓስሻባይት፡ቲቪ፡ትኾናናይኢኽንኤሪኮንዓገብ