ኣመሪካን ኤውሮጳን ኣብ ኤርትራ ቀርኒ ኣፍሪቃን ዘለዎም ፖሊሲ ንምውህሃድ ዝዓለመ ዋዕላ ከካይዱ ምዃኖም ብኤርትራውያን ዝቖመ ሓይሊ-ዕማም ኣረጋጊጹ። November 2, 2009 1:47 amእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካን ኤውሮጳን፡ ኣብ ኤርትራን ቀርኒ ኣፍሪቃን፡ ንዘለዎም ናይ ሰብኣዊ መሰላት፡ ዲሞክራስያዊ ምሕደራን ሰላምን-ምርግጋእን ፖሊሲ ንምውህሃድ ዝዓለመ ዋዕላ፡ ን9ን 10ን ሕዳር(2009) ኣብ ብራስለስ (በልጅም) ከካይዱ ምዃኖም ብኤርትራውያን ዝቖመ ሓይሊ ዕማም ንመርበብ ሓበሬታ ኣሰና ኣብ ዝሃቦ መብርሂ ኣረጋጊጹ። Continue reading POST TAGS: ሓይሊምዃኖምቀርኒብኤርትራውያንንምውህሃድኣመሪካንኣረጋጊጹ።ኣብኣፍሪቃንኤርትራኤውሮጳንከካይዱዋዕላዕማምዘለዎምዝቖመዝዓለመፖሊሲ
ባይቶ ጸጥታ ው.ሕ.ሃ. ናይ ሕ.ሃ ን. ሕብረት ኣፍሪቃን ሓባራዊ ልኡኽ ዓቃብ ሰላም ናብ ዳርፉር ክለኣኽ ወሲኑ። July 31, 2007 11:16 pmእዋናዊ ዜናassenna10 SHARE ባይቶ ጸጥታ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ናይ ሎሚ 31 ሓምለ መጋብኣያኡ፡ 26 ሽሕ ወተሃደራትን ፖሊስን ዝሓቍፍ ሓባራዊ ናይ ውድብ ሕቡራት ሃገራትን ሕብረት ኣፍሪቃን ልኡኽ ዓቃብ ሰላም ናብ ዳርፉር ክለኣኽ ብምሉእ ድምጺ ወሲኑ። Continue reading POST TAGS: ሃልኡኽሓባራዊሕሕብረትሰላምባይቶናብናይንኣፍሪቃንክለኣኽወሲኑ።ውዓቃብዳርፉርጸጥታ