‘ኣለና!’ ድሃይኩም ኣይትሓባእ! ኣበይ ድኣ ኔርኩም ኣታ! November 2, 2010 12:10 amፖለቲካassenna00 SHARE ‘ኣለና’ እንቋዕ’ኳ ድሃይኩም ረኸብና። ድሃይኩም ስለ ዝጠፍኣና፡ ስለ ዝረሓቐና ኢንዲና ንሻቐል ዘለና! ሕጂ ከኣ ነቶም ንህግደፍ ከቃልዑ፡ ንህዝቢ ክምህሩ፡ ከበራብሩ፡ ክመርሑን ዝቃለሱ ዘለዉ እንቋዕ ኣርከብኩሞም። ሳላኹምን ሳላቶም ሓሓሊፎም ንህግደፍ ከቃልዑ ዝደፍሩ ዘለዉ ተባዓት ደቂ ህዝብን፣ ጉድ ህግደፍ ብዙሕ ሰብ ክሰምዖን፡ ክንብቦን፡ ክፈልጦን ዕድል ይረክብ ኣሎ። Continue reading POST TAGS: ‘ኣለና’ኔርኩምኣበይኣታኣይትሓባእድሃይኩምድኣ
ደጀን ዓንደ ሕሸል -ደጀን ኩልና፡… ዓሰርተ ዓመት ኣበይ? March 20, 2009 1:18 amፖለቲካassenna00 SHARE ተግባራት ናይ ሓደ ግናይ ስርዓት ክትጻወሮም ጥራይ ዘይኮነስ ክትዝክሮም ’ውን ኣጸገም ’ዮም፡፡ እቲ ምንታይሲ እናሻዕ ስለዝደጋገሙ፡ ነቲ ግናይ ዝገነየ፡ ነቲ ዝገነየ ብኣዝዩ ዝገነየ እናተደራረበ ስለዝኸይድ፡፡ ኣብ ኤርትራ ድማ ሳላ ንደቂደቁ ዘይንሕፍ ቀዛፊ ስርዓት ኢሰያስ፡ ዘይሰብኣዊ ተግባራት ክንዮ ንቡር ሓሊፉ መስፈሪ ተሳኢኑዎ እዩ፡፡ ብፍላይ ኣብዚ ዘለናዮ ህሞት ኣብ ነፍሲ-ወከፍ መዓልቲ ብዝፍጸሙ እከይ ተግባራት ክትዕቅኖም፡ መዓልቲ ኣዝዩ ይገዝፈካ፡፡ ከከም ስሚዒትና ገሌና ብመዓልቲ ወይ ብሰዓታት ንዕቅኖ ንኸውን፡ ገሌና ’ውን ብሰዓታት ደቓይቕ፡ ንዓይ ግን እዚ ኩሉ መዐቀኒታት ኣዝዩ ገዚፍ ስለዝኾነ፡ ካልኦት መዐቀኒታት ሃሰስ ክብል ይግደድ፡፡ Continue reading POST TAGS: ሕሸልኣበይኩልና፡ዓመትዓሰርተዓንደደጀን
ኣበይ ድኣ ኣለዋ ተቓወምቲ ዉድባት?? January 4, 2009 8:16 pmናዕታ ሃገርassenna00 SHARE ንድሕነት ህዝብን ሃገርን፡ እንተኮይኑ ዕላማስሙር ግንባር ፈጢርካ፡ ንህግደፍ ምህራማክሳብ ምኣስ እዩ ድኣ፡ ብማዕዶ ቁዝማኤርትራ ምስ ህዝባ፡ ከም ሎሚ እዃ ዘይሓሰማእንታይ ድኣ ጉደን፡ ንለዉጢ ዘይቐዳደማሃገር እናተሓመሰት፡ ኣእዛነን ዘጽምማ Continue reading POST TAGS: ተቓወምቲኣለዋኣበይዉድባትድኣ
‘መምህረይ ጽቡቕ ትምህሩ’፡ ኣበይ ‘ሞ ጽቡቕ ከይትገብሩ! October 18, 2008 7:42 pmቃል ኣሰናassenna00 SHARE መምህረይ ተስፋሚካኤል ገራህቱ፡ ….ድኹም ጎንኹም መዝሚዙ፡ ምእንቲ በለጽን ውልቃዊ ጠቕምን ዋላ ኣብ ሓዊ ክትኣትዉ ቅሩብ ምዃንኩም ምስ ተኣማመነ ኸኣ፡ ኣምባሳደር ዲክታተር ክትኮኑ ናብ ዓዲ እንግሊዝ ልኢኹኩም። በዚ ሽልማት ዝመስለኩም ዘሎ መዝነት፡ ዕዳ ይጽዕነኩም ከምዘሎ ግን ኣይተሰቆረኩምን። .. Continue reading POST TAGS: ‘መምህረይ‘ሞትምህሩ’፡ኣበይከይትገብሩጽቡቕ
ጀጋኑ ኣበይ ኣለዉ ? September 22, 2008 12:58 amናዕታ ሃገርassenna00 SHARE ደሃይ`ዶ አሎ ደሃይ ማሕሙድ ሸሪፎ ኣቦ ሓፋሽ ? ንብጻይካ እምበር ንርእሰይ ከይበልካ Continue reading POST TAGS: ኣለዉኣበይጀጋኑ