መጀመርታ ናይቲ መወዳእታ? ( ቃል ኣሰና) June 17, 2008 6:42 pmቃል ኣሰናassenna00 SHARE ንስርዓት ህግደፍ ሓዲግካ፡ ቅድሚ ቁሩብ ሳምንታት፡ “ወተሃደራት ኤርትራ ኣብ ግዝኣተይ ኣትዮም ኣለዉ፡ ወጥሪ ተኸሲቱ ‘ሎ” ክትብል ጅቡቲ ክሳብ ውድብ ሕቡራት ዘሰምዓቶ ኣቤቱታ ዝተኸታተለ ሰብ፡ በዚ ብ11ን 12ን ሰነ ኣብ መንጎ ኤርትራን ጅቡትን ዘጋጠመ ብረታዊ ረጽሚ ክግረም ኣይክእልን እዩ። Continue reading POST TAGS: መወዳእታመጀመርታቃልናይቲኣሰና
መልእኽቲ ጽንዓት ካብ ኣሰና February 24, 2008 2:07 pmህይወትassenna00 SHARE Continue reading POST TAGS: መልእኽቲኣሰናካብጽንዓት
መልእኽቲ ንተኸታተልቲ – ካብ ኣሰና/ Dear asenai.com readers: August 12, 2007 10:25 pmደብዳቤታትassenna00 SHARE ዕድመ ኣሰና ንመመሓየሺ ርእይቶን ምኽርን ኣብ ‘ባነርን’ ተነባብነትን።/ Reader –feedback on banner and legibility Continue reading POST TAGS: asenaidearreadersመልእኽቲንተኸታተልቲኣሰናካብ
ሓበሬታ ንስነጥበበኛታት ካብ ኣሰና ዳት ኮም July 27, 2007 12:38 amንኣሰናassenna00 SHARE ሓበሬታ ንስነጠበበኛታት – ደረፍቲ፡ ሙዚቀኛታት። ገጠምቲ፡ ደረፍቲ… ካብ ኣሰና Continue reading POST TAGS: ሓበሬታንስነጥበበኛታትኣሰናካብኮምዳት
መብጽዓ “ ኣሰና “ June 7, 2007 12:58 amናዕታ ሃገርassenna00 SHARE ‘ነሆ ኣሰናትብል’ላ ኣሰይክብረት ይሃበለይንዑ ናብ ደንበና Continue reading POST TAGS: “መብጽዓኣሰና
ዮሃና! ኣሰና! – ካብ ተኸታታሊ ኣሰና May 30, 2007 9:20 pmንኣሰናassenna00 SHARE ሕጂ ህዝቢ ኤርትራ ትዕግስቱ ተወዲኡ፣ ጥራይ መድረኽ ዘቓልጥፈሉ ኢዩ ዝደሊ ዘሎ። ብሓቂ እዚ ብዘይካ ክሰርሕ እምበር፣ ሽመት ኣብ ኣእምሮኡ ዘይስቖሮ ህዝቢ ተላዒሉ ስለዘሎ ኣሰናኮም ዝህልዋ ተራ ዓቢ ከምዝኸውን በቲ ‘እተጽግበኒ ቅጫስ ኣብ መቕሎኣ እፈልጣ’ ዝብል ብሂል ሃገርና ክገልጽ እፈቱ። እንተዘይኮይኑ ህዝብና ኣብ ውሽጥን ኣብ ደገን ዝርከብ ንምቅልጣፍ ናይዚ ጨኻኒ ስርዓት፣ ሓንትን ክልተን እምኒ ካብ ምድርባይ ድሕር ከምዘይንብል ብምሉእ ሕልና ከረጋግጽ እፈቱ። Continue reading POST TAGS: ተኸታታሊኣሰናካብዮሃና
ብዛዕባ ኣሰና August 19, 2004 8:11 pmርኸቡናassenna00 SHARE ሓሳብካ ብነጻ ምግላጽ መባእታዊ መሰል ወዲ ሰብ እዩ። ብፍላይ ኣብዚ ዓለም ሳላ ተክኖሎጂ ኢንተርነት ብሓበሬታ እተዕለቕልቐሉ ዘላ እዋን፡ ጽምኢ ሓበሬታ ዝወረሶ ምድረበዳዊ ደሴት ክህሉ ኣይግባእን። ስለዚ ‘ኣሰና’፡ ህዝቢ ኤርትራ ተኻፋሊ ጸጋ ሓበሬታን መሰል ምግላጽ ሓሳብን ምእንቲ ክኸውን እጃማ ከተበርክት ነጻ መድረኽ ኮይና እትዓዪ መርበብ ሓበሬታ እያ። ሓቂ ክትሽፈን READ MORE POST TAGS: ብዛዕባኣሰና