ኤርትራውያን ግዳያት ግፍዕታት ህግደፍ 18 መስከረም ንምዝካርን ንዲክታቶርያዊ ስርዓት ኤርትራ ብምቅዋምን ኣብ ብራስለስ ዕዉት ሰላማዊ ሰልፊ ኣካይዶም። September 19, 2008 2:32 amእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ካብ ዝተፈላለያ ሃገራት ኤውሮጳ ኣብ ብራስለስ ዝተኣካኸቡ ኣስታት 300 ኤርትራውያን ተቓወምቲ ውድባትን ሲቪካውያን ማሕበራትን ግዱሳት ውልቀሰባትን፡ ግዳያት ግፍዕታት ህግደፍ 18 መስከረም ንምዝካርን ንዲክታቶርያዊ ስርዓት ኤርትራ ብምቅዋምን ኣብ ብራስለስ (በልጁም) ኣብ ፊት ቀንዲ ቤትጽሕፈት ኢውሮጳዊ ሕብረት ውዕዉዕ ናይ ቃልሲ መንፈስ ዝመልኦ ዕዉት ሰላማዊ ሰልፊ ኣካይዶም። Continue reading POST TAGS: ህግደፍመስከረምሰላማዊሰልፊስርዓትብምቅዋምንብራስለስንምዝካርንንዲክታቶርያዊኣብኣካይዶም።ኤርትራኤርትራውያንዕዉትግዳያትግፍዕታት