ኣገዳሲ ሓበሬታ ንተቀማጦ ነርወይ April 19, 2011 2:54 amMessageassenna00 SHARE ጽባሕ 19 ሚያዝያ ካብ 2፡00-5፡00 ኣብ ስታቫንገር ተኣኪብና ነቶም ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ብጅምላ ዝሃለቑ ኤርትራውያን ኣብ ርእሲ ምዝካር ብዓቢኡ ብዛዕባ ህሉው ፖለቲካዊ ኩነታት ሃገርና ክንዝቲ ስለዝኾና፡ ኩሉኹም ግዱሳት ኤርትራውያን ኣብ ቲ ኣኼባ ክትሳተፉ ንዕድም። Continue reading POST TAGS: ሓበሬታነርወይንተቀማጦኣገዳሲ