ንምንታይ ኣብ መርበብ ሓበሬታ መስከረም ኮንካ ምዕልባጥ May 16, 2011 11:38 pmኣብነትassenna00 SHARE ሰላም ኤርትራውያን ድልየትና ስምርትን ምዕብልትን ኤርትራ ክጋሃድ ይምነ፡ እዚ ዘለናዮ ወርሒ ወርሒ ባዓል ነጻነት ኢዩ፡ ነጻነትና ብቖጺርካን ጸዊኻን ጸብጺብካ ዘይውዳእ ናይ ኣርባዓ ዓመታት ውርደት, ስቓይ, ዓመጽ, ቅትለት, ስደት, ሕስረት ክኸውን ኮሎ፡ በቲ ካልእ ድማ ብሓቦን, ኒሕን, ቆራጽነትን, ሓርበኝነትን, ቃልሲን, መስዋእትን መውጋእትን ኤርትራውያን ነጻነት ተረጋጊጹ፡፡ Continue reading POST TAGS: ሓበሬታመርበብመስከረምምዕልባጥንምንታይኣብኮንካ
ወፊሮም ገዝኦም ዘይተመልሱ፧” ንምንታይ ዕላማ – መመላእታ – በረኸት ስቲፋኖስ November 18, 2010 12:42 amእንካን ሃባንassenna00 SHARE ንሓው መኮነን ዓንደሚካኤልን ኩላትኩም ኣንበብቲን፡ ብቐዳምነት: ንጹሑፋት መኮነን ብስሙ ወጺኡ ክንሱ: ብናይ ብርዒ ስም ከም ዝወጸ ገይረ ስለ እተረዳእኩዎ ጌጋይ ይቕበል:: ብርግጽ ሕጂ እቲ ምንጪ-ጽሑፍ ህግደፍ ከምዘይኮነ ፈሊጠ ኣለኹ:: እዚ ግን ንዝተረፈ ርእይቶይ ብዛዕባ ትሕዝቶ ናይቲ ጽሑፍ ኣይቅይሮን:: Continue reading POST TAGS: መመላእታስቲፋኖስበረኸትንምንታይወፊሮምዕላማዘይተመልሱ፧”ገዝኦም
ጽሑፍ “ወፊሮም ገዝኦም ዘይተመልሱ።” ንምንታይ ዕላማ፧ November 11, 2010 8:45 pmእንካን ሃባንassenna00 SHARE ብበረኸት ስቲፋኖስ – ዋሽንግተን ዲሲ እዚ ሓጺር ጽሑፍ ብዛዕባቲ “ብወፊሮም ገዝኦም ዘይተመልሱ” ዝብል ዝወጽእ ዘሎ ጽሑፍ ርእይቶይ ንምሃብ ዘቕርቦ ዘለኹ እዩ። ምሉእ ብምሉእ ናተይ ናይ በይነይ ርእይቶ እዩ። Continue reading POST TAGS: “ወፊሮምንምንታይዕላማ፧ዘይተመልሱ።”ገዝኦምጽሑፍ
እቲ ሓቂ ኩሉ ንኽፈልጦ፡ ዶባዊ ግጭት ንምንታይ ዕላማ (ሳልሳይን መወዳእታን ክፋል) May 15, 2008 2:40 amፖለቲካassenna00 SHARE ህዝቢ ኤርትራ ካብ መግዛእቲ ቀያሕቲ ደቁ ከፊሉ ዝረኸቦ ናጽነት፡ ክበር ንበር ዝብሎ እምበር ኣብቲ ዘይሓወየ ቑስሉ ብሓለንጊ ዝገርፎ መራሒ ክረክብ ብሓቂ ኣይጻምኡን ኔሩ። Continue reading POST TAGS: ሓቂመወዳእታንሳልሳይንንምንታይንኽፈልጦ፡እቲኩሉክፋልዕላማዶባዊግጭት
እቲ ሓቂ ኩሉ ንኽፈልጦ:ዶባዊ ግጭት፡ ንምንታይ ዕላማ ( 2ይ ክፋል) May 14, 2008 1:35 amፖለቲካassenna01 SHARE ዳማይ ወራር ብዓወት ኢሰያስ ድሕሪ ምዝዛሙ፡ መንግስታት ኣመሪካን ርዋንዳን ዘበገስዎ ኣርባዕተ ነጥብታት ዝሓዘ እማመ ሰላም ቀሪቡ። ንሱ ድማ ክልቲአን ሃገራት ካብቲ ዘከራኽረን ቦታታት ክስሕባን፡ ብመሰረት መግዛእታዊ ውዕላት ድማ ዶበን ክሕንጸጽ ዝብል እማመ ኣቕሪበን። Continue reading POST TAGS: 2ይሓቂንምንታይንኽፈልጦእቲኩሉክፋልዕላማዶባዊግጭት፡
እቲ ሓቂ ኩሉ ንኽፈልጦ: ዶባዊ ግጭት፡ ንምንታይ ዕላማ May 13, 2008 1:54 amፖለቲካassenna00 SHARE ኣብ ጅቡቲ ዶብ ጥሒሱ ቅሉዕ ወራር ከምዝፈጸመ ዝተፈላለያ ማዕከናት ዜና ከቕርብኦ ቀንየን ኣለዋ። ምስዚ ፍጻመታት ብምትሕሓዝ እምበኣር፡ ኢሰያስ ንምንታይ ዕላማ ነቲ ብጎነጽ ፈጺሙ ክፍታሕ ዘይክእል ዶባዊ ግጭት ንምንህሃሩ ከምዝጎይን፡ እንታይ ዕላማ ንምውቃዕ እቲ ግጭት ከምዝምህዞን እዚ ዓንቀጽ ክትንትኖ ፈቲኑ ኣሎ። Continue reading POST TAGS: ሓቂንምንታይንኽፈልጦእቲኩሉዕላማዶባዊግጭት፡