ቛንቛ፡ ተበግሶ ዕጡቅ መንእሰይ ዘርዓዶም፡ ከደምቲ ስርዓት ህግድፍ። March 30, 2011 10:07 pmፖለቲካassenna00 SHARE ቅድሚ ክልተ ማዓልቲ፡ ሓደ ዓርከይ፡ ኣነ ኣብቲ ብመንእሰያት ኤርትራ ዝተዳለወ፡ ብዕለት 25. 03. 2011 ዓ.ም.ፈ.፡ ኣብ ጀነቫ (Geneva)፡ ኣብ ቅድሚ ቤት-ጽሕፈት ናይ UN ዝተኻየደ ሰለማዊ ሰልፊ፡ ተኻፊለ ከምዝነበርኩ ዝፈልጠ፡ ኣብ ስልኪ ደዊሉ፡ እንታይ ዳኣ ኢና ንሰምዕን ነንብብን ዘለና …? ኢሉ ሓቲቱኒ። Continue reading POST TAGS: ህግድፍ።መንእሰይስርዓትቛንቛ፡ተበግሶከደምቲዕጡቅዘርዓዶም፡
ተበግሶ ማሕበር ደቂ- ኣንስትዮ ኤርትራ ኣብ ጀርመን March 15, 2011 9:38 pmህይወትassenna00 SHARE ሎሚ 8 መጋቢት ኣህጉራዊ መዓልቲ ደቂ ኣንስትዮ ከነኽብር ካብ ርሑቕን ቀረባን ብፍላይ ድማ ምስተን ዝነውሐ ጉዕዞ ሰጊረን ኣብ ማእከልና ዝርከባ ዘለዋ ኣሓት ኣብዚ ኣደራሽዚ ክንራኸብ ምብቃዕና ብስም ተበግሶ ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ኤርትራ ኣብ ጀርመን ዝላዓለ ምስጋናን ናይ ቃልስን ጽንዓትን ሰላምታ ከቕርብ ብትሕትና እሓትት። Continue reading POST TAGS: ማሕበርተበግሶኣብኣንስትዮኤርትራደቂጀርመን
ተበግሶ ማሕበር ደቂ- ኣንስትዮ ኤርትራ ኣብ ጀርመን March 5, 2011 2:32 amMessageassenna00 SHARE ተወሳኪ ሐቤሬታ መደብ በዓል 8 መጋቢት ዓለም-ለኸ መዓልቲ ደቂ-ኣንስትዮ ከተማ ፍራንክፎርት ጋሉስ ቫርተ Continue reading POST TAGS: ማሕበርተበግሶኣብኣንስትዮኤርትራደቂጀርመን
ሰላማዊ ሰልፊ ከተማ ቦን – ተበግሶ ማሕበር ደቂ- ኣንስትዮ ኤርትራ ኣብ ጀርመን September 7, 2010 6:56 pmMessageassenna00 SHARE ኣብ ከተማ ቦን ክካየድ ተመዲቡ ዘሎ ሰላማዊ ሰልፊ ዓርቢ ዕለት 17.09.2010 ኢዩ። Continue reading POST TAGS: ማሕበርሰላማዊሰልፊቦንተበግሶኣብኣንስትዮኤርትራከተማደቂጀርመን