ብሃንደበታዊ ጻውዒት ፕረዚደንት ኢሳይያስ ዝተጋበአ፡ ‘ስሉሳዊ ኣኼባ’ መራሕቲ ህግደፍ ብዘይፍረ ከምዝተዛዘመ ምንጭታት ሓቢሮም። April 20, 2009 12:40 pmእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ብሃንደበታዊ ጻውዒት ፕረዚደንት ኢሳይያስ ብህጹጽ ዝተጋበአ፡ ካቢኔ ሚኒስተራት፡ ኣመሓደርቲ ዞባታትን ኣዘዝቲ ስሪሒታትን ዝተሳተፉዎ፡ ‘ስሉሳዊ ኣኼባ’ ተባሂሉ ዝጽዋዕ ኣኼባ መራሕቲ ስርዓት ህግደፍ፡ ከምቲ ተመዲቡዎ ዝነበረ፡ ንኻልኣይ መዓልቲ ‘ኳ ከይቀጸለ፡ ስምምዕ ተሳኢኑዎ ፍረ-ኣልቦ ኮይኑ ከምዝተዛዘመ ምንጭታትና ኣፍሊጦም። Continue reading POST TAGS: ‘ስሉሳዊህግደፍሓቢሮም።መራሕቲምንጭታትብሃንደበታዊብዘይፍረኢሳይያስኣኼባ’ከምዝተዛዘመዝተጋበአ፡ጻውዒትፕረዚደንት
ብኮምሽን ዶብ ኤርትራን ኢትዮጵያን ተዓዲሙ፡ ካብ 6 ክሳብ 7 መስከረም ኣብ መንጎ ክልቲኤን ሃገራት ኣብ ዘ ሄግ ዝተኻየደ ኣኼባ ብዘይፍረ ተወዲኡ። September 8, 2007 1:17 pmእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ብኮምሽን ዶብ ኤርትራን ኢትዮጵያን ተዓዲሙ፡ ካብ 6 ክሳብ 7 መስከረም ኣብ መንጎ ወከልቲ ኤርትራን ኢትዮጵያን ኣብ ዘ ሄግ ኔዘርላንድስ ዝተኻየደ ኣኼባ ብዘይፍረ ከምዝተዛዘመ መንግስቲ ኤርትራ ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ ሓቢሩ። Continue reading POST TAGS: ሃገራትሄግመስከረምመንጎብኮምሽንብዘይፍረተወዲኡ።ተዓዲሙ፡ኢትዮጵያንኣብኣኼባኤርትራንካብክልቲኤንክሳብዘዝተኻየደዶብ