ሰበ-ስልጣን መንግስቲ ነርወይ መርበብ ስለያ ስርዓት ህግደፍ ዝኾነ ማሕበር መንእሰያት ህግደፍ YPFDJ ኣብ ነርወይ ብምድንጋርን ምትላልን ኣብዚ ቀረባ ግዜ ዝወሰዶ 400,000 ነርወይ ክሮነር ንምምላሱን ብሕጊ ዝሕተትሉ መንገድን ኣብ ምስልሳል ይነጥፉ ከምዘሎዉ ኣፍሊጦም። May 12, 2011 5:15 pmNewsassenna00 SHARE ሰበ-ስልጣን መንግስቲ ነርወይ ናይቲ ንኤርትራ ናብ ገፋሕ ቤትማእሰርቲ ዝቐየረን ኣብ ዓለም ካብቶም ዝኸፍኡ ብምግሃስ ሰብኣዉን ደሞክራሲያዉን መሰላት ዝፍለጥ ስርዓት ህግደፍ ደጋፊ ዝኾነ ማሕበር መንእሰያት ህግደፍ YPFDJ ኣብ ነርወይ ብምድንጋርን ምትላልን ኣብዚ ቀረባ ግዜ ዝወሰዶ 400,000 ነርወይ ክሮነር ንምምላሱን ብሕጊ ዝሕተትሉ መንገድን ኣብ ምስልሳል ይነጥፉ ከምዘሎዉ ኣፍሊጦም፡፡ Continue reading POST TAGS: 000400ህግደፍመርበብመንገድንምስልሳልምትላልንስለያስርዓትብሕጊነርወይንምምላሱንኣብኣፍሊጦም።ከምዘሎዉክሮነርዝሕተትሉዝወሰዶይነጥፉግዜ

ፓል-ቶክ ደምበ ዕጡቕመንእሰይ+ ደቒ-ኣንስትዮ ንደሞክራሲ መሰል ውልቓዊ ናጽነት ሰብ ኣኽብሩ፡ ብሕጊ ተገዝኡ። March 8, 2011 8:55 amእንካን ሃባንassenna00 SHARE ብሪጋደር ጀነራል ተኸስተ ሃይለ 3ይ ክፋል ኣቐዲመ ንኩሉ ደላይ ፍትሒ ኤርትራዊ ናይ ኣኽብሮት ሰላምታይ የቐድም። ብዙሓት ሰብ ሕልና ደለይቲ ፍትሒ፡ መሰል ውልቓዊ ናጽነተይ ብምግሃሱ፡ ንመሰለይ ምክልኻል ዓገብ ምባል ቕሬታይ ምግላጽጽ፡ ከም ቕኑዕ ሕጋዊ ሕቶ`ዩ ኣሚንኩም ኣብ ጎንካ ኣለና ኢልኩም ብኢመይል ሕልናዊ ደገፍ ሞራላዊ ምትብባዕ ዝገበርኩሙለይ፡ የቐንየለይ ክብረት ይሃበለይ ክብለኩም ኩርዓት ሓበን ይስማዓኒ። Continue reading POST TAGS: መሰልሰብብሕጊተገዝኡ።ቶክናጽነትንደሞክራሲኣንስትዮኣኽብሩ፡ውልቓዊዕጡቕመንእሰይ+ደምበደቒፓል
Iኤ.ሰ.መ ኤ.ኣ.፡ ቶግርባ.ኦርግ: ፓልቶክ ደምበ ዕጡቕ መንእሰይ፡ ውልቓዊ ናጽነት መሰል ሰብ ኣኽብሩ፡ ብሕጊ ተገዝኡ March 1, 2011 9:02 amእንካን ሃባንassenna00 SHARE ቶጎርባ.ኮም ይቕሬታ ዝሓተትካሉ ትደግሞ ኣለኻ ሕጋዊ ዲዩ? ብሪጋደር ጀነራል ተኸስተ ሃይለ 2ይ ክፋል ከም ወትሩ ንኩሉ ደላይ ሰላም ደላይ ፍትሒ ዕዙዝ ሰላምታይ የቐድም። Continue reading POST TAGS: ፡iኤመመሰልመንእሰይ፡ሰሰብብሕጊተገዝኡቶግርባናጽነትኣኣኽብሩ፡ኤኦርግውልቓዊዕጡቕደምበፓልቶክ
ኤርትራዊ ሰብኣዊ መሰል ኤለክትሮኒክ ኣርካይቭ፡ ፓልቶክ ደምበ ዕጡቕ መንእሰይ፡ ቶጎርባ. ኦርግ ውልቓዊ ናጽነት መሰል ሰብ ኣኽብሩ፡ ብሕጊ ተገዝኡ February 23, 2011 12:09 amደብዳቤታትassenna00 SHARE ኣቐዲመ ንኩሉ ደላይ ሰላምን ፍትሕን ዕዙዝ ሰላምታይ የቕርብ። ቐጺለ <ውልቓዊ ናጽነት መሰል ሰብ ምኽባር> ባህርያዊ ትዕድልቲ ደቒ ሰባት ስለዝኾነ ኩሉ ደላይ ፍትሒ ከኽብሮ ዝግባእ`ዩ። መሰረታዊ መትከል ሰብኣዊ መሰላት ኣብ ሕጊ ዝሰፈረ ክብርን መሰልን ደቒ ሰባት ኢዩ። Continue reading POST TAGS: መሰልመንእሰይ፡ሰብሰብኣዊብሕጊተገዝኡቶጎርባናጽነትኣርካይቭ፡ኣኽብሩ፡ኤለክትሮኒክኤርትራዊኦርግውልቓዊዕጡቕደምበፓልቶክ