ኣብ ኤርትራ ወፍሪ ኮንትሮባንዳ ዝዓበየ ምንጪ እቶት ኮይኑ፡ ህዝብን ሰራዊትን ከኣ ማዕረ ማዕረ ይወናጨፉሉ ኣለዉ። May 31, 2009 2:57 pmእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ውልቀ መላኺ ኩሉ ናይ ውልቀ ሰባት ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ስለዝኸልከለን፡ እቲ ሕጋዊ ፍቓድ ዘለዎ እውን እንተኾነ፡ ስማዊ ድኣ እምበር ብግቡእ ስለዘይሰርሕን ናይ መንግስቲ ማሕለኻታት ስለዝበዝሖን፡ 90 ሚእታዊት ንኤርትራ ዝኣቱ እቕሑትን፡ እቲ ዝርካቡ ካብ ኤርትራ ዝወጽእ ሰደድን ኮንትሮባንዳ ኮይኑ ከምዘሎ እቶም ምንጭትት የርድኡ። Continue reading POST TAGS: ህዝብንማዕረምንጪሰራዊትንኣለዉ።ኣብኤርትራእቶትከኣኮንትሮባንዳኮይኑ፡ወፍሪዝዓበየይወናጨፉሉ
ፕረዚደንት ኢሳይያስ፡ “ ኒክሎራዊ ዓወት ኢራን ምንጪ ሓበንና እዩ” ኢሉ። June 7, 2007 12:40 amእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፡ ተንቀሳቓሲ ኣምባሳደር ኢራን ኣብ ኤርትራ ንዝኾነ ዲፕሎማት ተቐቢሉ ኣብ ኣስመራ ኣብ ዘዘራረበሉ ኣጋጣሚ፡ “ ኒኵሌራዊ ዓወት ኢራን ምንጪ ሓበንና እዩ፡ እታ ሃገር ኣብ’ዚ ጉዳይ ‘ዚ ንዘለዋ መርግገጺ ድማ ንድግፎ” ብምባል፡ ኒኵልየራዊ ጸዓት ምውናን ዘይትንከፍ መሰል ኢራን ምዃኑ ኣገንዚቡ፡ ኣገልግሎት ዜና ኢራን ሓቢሩ። Continue reading POST TAGS: “ሓበንናምንጪኒክሎራዊኢሉ።ኢራንኢሳይያስ፡እዩ”ዓወትፕረዚደንት