ወይ ጉድ! ተቓወምቲ ኢትዮጵያ ውዲት ዲዩ ምሕዝነት ምስ ደገፍቲ መንግስቲ ህግደፍ ኣብ ሰልፊ ጀነቫ ክትሳተፉ ምኻንኩም ኣረጋጊጽኩምልና February 16, 2010 1:46 amፖለቲካassenna00 SHARE ተቓወምቲ ኢትዮጵያ ትማሊ ሰንበት ዕለት 15/02/2010 ኣብ ናይ ኢትዮጵያውያን ፓል-ታልክ ሩም Ethiopian review.com on line ብኤልያስ ክፍለተመሪሑ፡ ተቓወምቲ ኢትዮጵያውያን ደገፍትን ወከልትን መንግስቲ ኤርትራ ከም ዶክተር በርሀ ሃብተጊዮርጊስን ካልኦትን ዝተሳተፍዎ ፓል-ታልክ ልዕሊ 200 ሰባት ሰሚዕዎ። Continue reading POST TAGS: ህግደፍመንግስቲምሕዝነትምስምኻንኩምሰልፊተቓወምቲኢትዮጵያኣረጋጊጽኩምልናኣብክትሳተፉወይውዲትደገፍቲዲዩጀነቫጉድ
ቃል ምሕዝነት: እወ! ንድምጺ ኣሰና ብግብሪ ነሰስና ! February 26, 2009 1:24 pmደብዳቤታትassenna00 SHARE “ንድምጺ ኣሰና ነሰስና” ዝብል ቑኑዕን እዋናዊን ጭርሖ ሒዞም ኣዳለውቲ ድምጺ ኣሰና ሎሚ 26 February 2009 ሐደ ኣዝዩ ኣገዳሲን ኣቃልቦና ክፍለዮ ዘይብሉን “ሃየ ኢደይ ኢድካ ንበል” ዝብል ኣብ ኤርትርያዊ ባህልና ዝተሞርከሰ ጉቡእ ጻውዒትን ለበዋን ብዲምጺን ጹሑፍን ፈንዮም:: Continue reading POST TAGS: ምሕዝነትቃልብግብሪነሰስናንድምጺኣሰናእወ
ምሕዝነት ዶ ፖለቲካዊ ሽርሙጥና February 12, 2009 6:11 pmፖለቲካassenna00 SHARE Continue reading POST TAGS: ምሕዝነትሽርሙጥናዶፖለቲካዊ
መንግስቲ ሶማል፡ ምሕዝነት ተቓወምቲ ኣብ ኤርትራ ከምዝቖመ ኣረጋጊጹ። June 9, 2007 8:07 pmእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ቀዳማይ ሚኒስተር መሰጋገሪ መንግስቲ ሶማል ዓሊ መሓመድ ገዲ ምሕዝነት ተቓወምቲ ሶማልን እትዮጵያን ኣብ ኤርትራ ይቐውም ከምዘሎ ሎሚ (09 ሰነ) ብድምጺ ኣመሪካ (VOA) ንዝተመሓላለፈ ሓበሬታ ከምዘረጋገጾ መርበብ ሓበሬታ ድምጺ ኣመሪካ ኣገንዚቡ ። Continue reading POST TAGS: መንግስቲምሕዝነትሶማል፡ተቓወምቲኣረጋጊጹ።ኣብኤርትራከምዝቖመ