ስልኳ ምስጢራዊ ጸብጻብ መደበር ታዕሊም ሳዋ ኣብ መንጎ ፕረዚደንት ኢሳይያስን ሜጀር ጀነራል ተኽላይን ምስሕሓብ ይፈጥር / ቀዛፊ ኤርትራ ይበጽሕ። February 7, 2009 9:31 amእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE Continue reading POST TAGS: መንጎመደበርሜጀርምስሕሓብምስጢራዊሳዋስልኳቀዛፊተኽላይንታዕሊምኢሳይያስንኣብኤርትራይበጽሕ።ይፈጥርጀነራልጸብጻብፕረዚደንት
ሜጀር ጀነራል ፍሊጶስ ወልደየውሃንስ ካብ ስርሑ ደስኪሉ። January 5, 2009 11:39 pmእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ሜጀር ጀነራል ፊሊጶስ ወልደዮውሃንስ፡ በቲ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣብ ካቢነ ሚኒስተራት ዘመሓላለፎ ትእዛዝ፡ ማለት ጸብጻባቱ ናብ ሚኒስተር ሚኒስትሪ ዜና ዓሊ ዓብዱ ከመሓላልፍ ቅሩብ ብዘይምዃኑ ብዝፈጥረ ምስሕሓብ ካብ ዝነበሮ መዝነት ከም ዝደስከለ ምንጭታትና ካብ ኣስመራ ሓቢሮም። Continue reading POST TAGS: ሜጀርስርሑካብወልደየውሃንስደስኪሉ።ጀነራልፍሊጶስ
ሜጀር ጀነራል ፊሊጶስ ወልደዮውሃንስ ካብ ዝተኻየደሉ ናይ ቅትለት ፈተነ ንስክላ ዲሒኑ። December 6, 2008 12:57 amእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ብሓለዋ ተዓጂቡ ካብ ኣስመራ ናብ ባጽዕ ገጹ ዘምርሕ ዝነበረ ሜጀር ጀነራል ፊሊጶስ ወልደዮውሃንስ ካብ ከተማ ነፋሲት 7 ኪሎ ሜተር ሪሒቑ ኣብ ዝርከብ ጎቦታት ኣድቢዮም ብዝጸንሑ መንነቶም ዘይተፈልጡ ኣብ ውሽጢ ሰራዊት ኤርትራ ጸፍዮም ዘለዉ ሓይልታት ተቓውሞ ናይ ድብያ መጥቃዕቲ ከምዝተኻየደሉ፡ እንተኾነ ካብ’ቲ ዝተተኮሰሉ ኣድራጋ ጠያይቲ ንስክላ ከም ዘምለጠ ምንጭታትና ካብ ኤርትራ ሓቢሮም። Continue reading POST TAGS: ሜጀርቅትለትናይንስክላካብወልደዮውሃንስዝተኻየደሉዲሒኑ።ጀነራልፈተነፊሊጶስ
58 ኣባላት ሓይሊ ኣየር ኤርትራ፡ ንመንግስቲ ኤርትራ ራሕሪሖም: ኣዛዚ ሓይሊ ኣየር ኤርትራ፡ ሜጀር ጀነራል ተኽላይ ሃብተስላሴ ተሪር ምግብዕባዕ የካይድ። October 13, 2008 1:51 amእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE 58 ኣባላት ሓይሊ ኣየር ኤርትራ፡ ንመንግስቲ ኤርትራ ራሕሪሖም: ኣዛዚ ሓይሊ ኣየር ኤርትራ፡ ሜጀር ጀነራል ተኽላይ ሃብተስላሴ ተሪር ምግብዕባዕ የካይድ። ኤርትራዊ ኣሜሪካዊ ዜግነት ዘለዎም ሰብ ስልጣን መንግስቲ ኤርትራ፡ ሰነዳቶም ኣብ ሓደጋ ይሳጣሕ። Continue reading POST TAGS: ሃብተስላሴሓይሊሜጀርምግብዕባዕራሕሪሖምተሪርተኽላይንመንግስቲኣባላትኣዛዚኣየርኤርትራኤርትራ፡የካይድ።ጀነራል
ኣባል ኤምባሲ ኤርትራ ኣብ ዓዲ እንግሊዝ ኮይኑ ዝተመደበ ሜጀር ሃብቶም ኪዳነ ፖለቲካዊ ዑቕባ ሓቲቱ። May 27, 2008 11:55 pmእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ኣብ ኤምባሲ ኤርትራ ዓባይ ብሪጣንያ ክዓዪ ኣብዚ ቐረባ እዋናት ብመንግስቲ ኤርትራ ዝተላእከ ሜጀር ሃብቶም ኪዳነ፡ ፖለቲካዊ ዑቕባ ሓቲቱ። Continue reading POST TAGS: ሃብቶምሓቲቱ።ሜጀርኣባልኣብኤምባሲኤርትራእንግሊዝኪዳነኮይኑዑቕባዓዲዝተመደበፖለቲካዊ