መደረ ኤልሳ ጭሩም (ዳሬክተር) ሓልዮት ሰብኣዊ መሰላት – ኤርትራ ኣብ ጽንብል 8 መጋቢት ኣህጉራዊ መዓልቲ ደቂ-ኣንስትዮ March 15, 2010 10:22 pmእንካን ሃባንassenna00 SHARE ዝኸበርኩምን ዝኸበርክንን፣ ሎሚ ብምኽንያት ሸሞንተ መጋቢት ኣህጉራዊ ምዓልቲ ደቀንስትዮ ኣብ መንጎኹም ተረኺበ ካብቲ ብዙሕ መዳርግቲ ዘይብሉ ብዛዕባ ኣብ ልዕሊ ሙሉእ ህዝቢ ኤርትራ ብሓፈሽኡን ኣብ ልዕሊ ደቀንስትዮና ብፍላይ ዝወርድ ዘሎ ግፍዕን ኣደራዕን ንኽዛረብ ዕድል ብምርካበይ ዝስምዓኒ ሓጎስ ወሰን የብሉን። Continue reading POST TAGS: ሓልዮትመሰላትመዓልቲመደረመጋቢትሰብኣዊኣህጉራዊኣብኣንስትዮኤልሳኤርትራደቂዳሬክተርጭሩምጽንብል
መልእኽቲ ስድሪ- ዜጋታት ንደሞክራሲያዊ መሰላት ኣብ ኤርትራ March 5, 2009 4:03 pmፖለቲካassenna00 SHARE ኣባላት እዛ ማሕበር ንፍትሕን ደሞክራስን ውፉያት ኮይኖም፤ ሞያውያን። ምሁራትን ተቓለስትን ንደሞክራስያዊን ሰብኣውን መሰላት እዮም፣ ብዙሓት ካባና ንነዊሕ እዋን ብሰላማዊ መገዲ ፍትሕን። ደሞክራስያዊ መሰላትን ኣብ ኤርትራ ክሰፍን፤ ሰላማዊ ርክብን ምዕባለን ምስ ጎረባብቲ ሃገራትን ህዝብን ክሰፍን ዝተቓለሱን ዝቃለሱ ዘለውን እዮም፣ ገለ ካባና ድማ። ጌና ኣባላት ህሉዋት ኤርትራውያን በርጌሳውያን ማሕበራት እዮም፣ Continue reading POST TAGS: መልእኽቲመሰላትስድሪንደሞክራሲያዊኣብኤርትራዜጋታት
ጋዜጣዊ መግለጺ : ኤርትራውያን ማሕበራት ሰብኣዊ መሰላት ተጠቃምነት ጎነጽ ደው ክብል ይጽውዓ! November 20, 2008 7:17 pmእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ዲሞክራውያዊ ውድብ ዓፋር ቀይሕ ባሕሪ’ (RSADO) ኣካል ኤርትራዊ ዲሞክራስያዊ ኪዳን እዩ። ስለዚ ድማ ንሕና፡ ንኤርትራዊ ዲሞክራስያዊ ኪዳንን ነተን ሓቝፉወን ዘሎ ኣባላት ውድባትን ካብ ከምዚ ዝኣመሰለ፡ ኣብቲ ድሮ ተሃዊኹ ዘሎ ዞባ ብቐሊሉ ካብ ምቍጽጻር ወጻኢ ክኸውን ዝኽእል ጎነጽ ክቝጠቡ ንጽውዕ። Continue reading POST TAGS: መሰላትመግለጺማሕበራትሰብኣዊተጠቃምነትኤርትራውያንክብልይጽውዓደውጋዜጣዊጎነጽ
ሰላማዊ ሰልፊ ኤርትራውያን ኣንጻር ግህሰት ሰብኣዊ መሰላት ህግደፍ ኣብ ሸፊልድ (ብስእሊ) April 7, 2008 1:46 amእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ኣብ ሸፊልድ ዓዲ እንግሊዝ ዝቕመጡ ኤርትራውያን ስርዓት ህግደፍ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኤርትራ ንዝዝፍጽሞ ዘሎ ኩሉ መዳያዊ ግህሰት ሰባኣዊ መሰላት ብምቅዋም ብ5 ሚያዝያ ሰላማዊ ሰልፊ ኣካይዶም። Continue reading POST TAGS: ህግደፍመሰላትሰላማዊሰልፊሰብኣዊሸፊልድብስእሊኣብኣንጻርኤርትራውያንግህሰት