ተጠሊሙ ሕድሪ ስዉኣትና። ክሳብ መኣስ`ዩ February 23, 2011 10:10 amፖለቲካassenna00 SHARE ክቡር ህዝብን ሰራዊትን ኤርትራ!! ህዝባዊ ማዕበል ዝዓግት ሓይሊ ከምዘየሎ፡ ኤርትራውያን ፡ ብናይ 30 ዓመታት መሪር ብረታዊ ቓልሲ፡ ብከቢድ ክቡር ዋጋ ብሉጻት ዜጋታትና፡ ዝዓነወ ዝተራሰየ ሃብትና፡ ስደት ማሕበራዊ ምዝንባልና፡ በሰልኡ ገና ዘይሓወየ ስነ-ኣእምሮኣዊ ጉዳትና፡ ድምር ኩሉ ኩቡር ዋጋ ከፊልና ናጽነት ኣረጋጊጽና። Continue reading POST TAGS: ሕድሪመኣስስዉኣትና።ተጠሊሙክሳብዩ
ዝሃበ እዝጊ ይሃቦ! ካልእ ኣማራጺ’ኸ ኣሎ’ዶ? – ሕድሪ ሰማእታትና!!!! June 20, 2008 8:39 pmፖለቲካassenna00 SHARE ህዘቢ ኤርትራ፡ ኣብ መሪር ተጋድሎኡ፡ ብርሃን ናጽነት ኣብ ኤርትራና ንክውላዕ፡ ዓሰርተታት ኣሽሓት ብሉጻት ደቁ፡ ኣሓቱን ኣሕዋቱን፡ ነታ እንኮ ክብርቲ ሂወቶም ብጅግንነት ወፍዮማ ሓሊፎም። Continue reading POST TAGS: ሕድሪሰማእታትናኣሎ’ዶኣማራጺ’ኸእዝጊካልእዝሃበይሃቦ
ዘየዛኒ ሕድሪ! June 19, 2007 2:01 pmቃል ኣሰናassenna00 SHARE ኣብ’ዚ እዋን’ዚ ሕድሪ ሰማእታት ኤርትራ፡ “ተዛኒናሉ ኣለና፡ ሸለል ተባሂሉ ኣሎ” ኢልካ ብስኽፍክፍታ ጥራይ ዝሕለፍ ‘ውን ኣይኮነን። ወጀሃላይነት’ዚ ሰጊርና ኣብ ጥልመት በጺሕና ኢና። ሕድሪ ሰማእታትና ተጠሊሙ እዩ ዝርከብ ዘሎ። እቲ መስዋእቲ ዓሰርተታት ኣሽሓት ምሩጻት ደቁ ዝተቐበለ ህዝቢ ኤርትራ ግን ንመስዋእቲ ሕድሮም ክጸውር ኣይክእልን እዩ። Continue reading POST TAGS: ሕድሪዘየዛኒ