ናይ ኢሳያስ ፍሽኽታ፣ ሕንዚ ተመን ኣላታ። April 22, 2011 7:42 pmስቪክ ማሕበራትassenna00 SHARE ኣብዚ ዘሎናዮ ሰሙን፡ ናይ ኤርትራ ማዕከናት ወረ ኢሳያስ ኣፈወርቂ ሕቶን መልሲን ክህብ ኢዩ ኢለን የመልክታ ኣሎዋ። መሰናይታ ናይ’ቲ ኣዋጅ ከኣ ስእሊ ኢሳያስ ኮኒ ኢልካ ዝተመርጸ ምስ ፍሽኽታኡ የርእያ ኣሎዋ። “ክርእይዎ ዝጸልኡዎስ ኣብ ቤት መቕደስ ቅበሩኒ”በለ ከም ዝብሉዎ ኣቦታትና፡ ኢሳያስ ብህዝቢ ክንደይ ከምዝተጸልአን ከም ዝተፈንፈነን ኣይርድኦን እዩ። Continue reading POST TAGS: ሕንዚተመንናይኢሳያስኣላታ።ፍሽኽታ፣