ይሓይሽ እንተበልካስ ዝገደደ ሕማም ድግሲ December 5, 2010 1:51 pmስቪክ ማሕበራትassenna00 SHARE ኣብ ሓንቲ ሃገር ዘሎ ስርዓተ መንግስቲ ከምዚ እዩ፡ ከምዚ እባ ይመስል ኢልካ ብዛዕባኡ ገምጋም ክትህብ እንተኾንካ ቅድም ነቲ ኣቀዋውማ ኣዕኑድ ፖለቲካዊ ትካላቱ ምፍታሽ የድሊ። Continue reading POST TAGS: ሕማምእንተበልካስዝገደደይሓይሽድግሲ
መርድእ – ተጋዳሊት ንግስቲ መንግስቱ፡ October 24, 2010 11:51 pmMessageassenna00 SHARE ሓፍትና ተጋዳሊት ንግስቲ መንግስቱ፡ በዓልቲ ቤቱ ንነፍሲሄር ተጋዳላይ ተኽልማርያም ግርማጽየን (ባሻይ) ብዘጋጠማ ሃንደበታዊ ሕማም ኣብ ቸይስ ፋርም ሆስፒታል ኣብ ለንደን ኪትሕከም ድሕሪ ምጽናሕ ኣብ መበል 49 ዓመታ ትማሊ ዓርቢ 22 ጥቅምቲ ሰዓት 4፡10 ድሕሪ ቐትሪ ካብዚ ዓለም ብሞት ተፈልያ። Continue reading POST TAGS: ሃንደበታዊሕማምመርድእመንግስቱ፡በዓልቲባሻይቤቱብሞትብዘጋጠማተኽልማርያምተጋዳሊትተጋዳላይተፈልያንነፍሲሄርንግስቲካብዚዓለምግርማጽየን
ውሽጣዊ ሕማም ስኒት ሰላም December 19, 2008 2:32 amፖለቲካassenna00 SHARE ብቐረባ ብግዳምን ብውሽጥን ክከታተል ዝጸናሕኩ ግዱስ ኤርትራዊ ኢየ። ነዛ ኣብ ፍራንክፈርትን ከባቢኣን ጥራይ ዘይኮነስ፣ ኣብ ኤውሮጳ ንተቓወምቲ ዘርዊ ዕማማት ትፍጽም ዝነበረት፣ ሕጂ ግን ነቲ ዘንቀሳቕሳ ኣካላዊ ሳንቡኣ ከየተንፍስ ዝዓብስ ማሕነቖ ይካየደላ ስለ ዘሎ ንምፍዋሳ ዘድሊ ሓገዝ ከበርክት ኢለ ኢየ ዝጽሕፍ ዘለኹ። Continue reading POST TAGS: ሕማምሰላምስኒትውሽጣዊ
ዝወዓለ ይንገርካ – ንወዲ ባርህ ሕማም ኣይቀተሎን April 10, 2008 2:43 amእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ብመጀመርያ ተጋዳላይ መሓመድ ስዒድ ባርህ ኣብ ዝሞተሉ መዓልቲ ነቲ መርድእ ተቐላጢፍኩም ምዝርጋሕኩም ምስጋና ይግብኣኩም። የግዳስ ዝወዓለ ይንገርካ እዩ ‘ሞ ከም’ቲ ዝበልኩሞ ወዲባርህ ብሕማም ዘይኮነ ብትእዛዝ ኢሳይያስ እዩ ጠፊኡ። Continue reading POST TAGS: ሕማምባርህንወዲኣይቀተሎንዝወዓለይንገርካ