መገዲ መንእሰይ (ሓንቲ ዓለም) (ሓምሻይ ክፋል) ብ ኣማኑኤል ሳህለ March 4, 2011 2:14 amሓንቲ ዓለምassenna10 SHARE ንኣይ ካብ ኩሉ ነገራት ዝገርመኒ እንተሎ፡ ኣብተን መስረትቲ ደሞክራሲ ሃገራት ኵድም ኢልካ፡ መሰለይ ተገፊፈ እናበልካ ናብ ቤትፍርዲ እናኸሰስካ፡ ከምዚ ተበዲለ፡ ዝያዳ ኣኽፊልኩምኒ፡ ብዓሌታዊ መገዲ ስለ ዘዳለኹምኒ ከሓሱኒ፡ ኣደይ ኣምጽኡለይ፡ ሰበይተይ ጸውዑለይ: ደቀይ ኣክቡለይ፡ ወዘተ. ብምባል ነቲ መንግስቲ ላሕ እናበልካ፡ Continue reading POST TAGS: ሓምሻይሓንቲመንእሰይመገዲሳህለብኣማኑኤልክፋልዓለም
‘ወፍሪ ዋርሳይ ይከኣሎ ወፍሪ ጊላነት!!’ – ሓዲሽ ኣሰራርዓ ኣብ ውሽጢ ህዝባዊ ሓይልታት( ሓምሻይ ክፋል) August 14, 2009 7:02 amፖለቲካassenna00 SHARE ተስፉ ዘውደ ከምቲ ኣብ ራብዓይ ክፋል ዝገልጽክዎ እተን መካይን ዕላምአን ንፖርት-ሱዳን ኣትየን ኣብቲ ናይ ምብራቓዊ ሱዳን ዝርከቡ ኤርትራውያን ስደተኛታት ረድኤት ክህባ ኢዩ ተመዲቡ ዝነበረ። ካብ ወደብ ላስፐዝያ ንኣለክሳንድርያ ኣተና። እቲ ኩሉ ዝጽዕነት ናይተን መካይን ንስደተኛታት ስለ ዝኾነ ብስምምዕ ግብጽን ሱዳን ንኩላህና በዚ ጉዳይ ዝትዋፈርና ናይ ዲፕሎማሲ ቪዛ ተወሃበና። ንዓይ ዓቢ ናይ ህላወ ዋሕስ ነበረ። እዚ እውን ኣብቲ ዘካይዶ ምንቅስቓሳት መጥቃዕቲ ክወርደኒ ስለ ዝኽእል ብወገን ጀርመናውያን ተሪር ስጉምቲ ክወስዱ ዝድርኽ ኩነታት ተፈጢሩ ኣሎ ማለት ኢዩ። Continue reading POST TAGS: ህዝባዊሓምሻይሓይልታትሓዲሽኣሰራርዓኣብክፋልወፍሪዋርሳይውሽጢይከኣሎጊላነት