ስርዓት ህግደፍ ነቲ ተሓሲሙዎ ዝጸንሐ ውክልና ሕብረት ኣፍሪቃ ብምቕባል ልኡኹ ናብ ኣዲስ ኣበባ ሰዲዱ። January 21, 2011 2:52 amእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE እቲ ኣይ ካብ ባይቶ ኣይ ካብ ጋዜጣ ኣይ ካብ ህዝቢ ሓታቲ ዘይብሉ፡ ከከም ኣተሳስኡ ባህ ዝበሎ ዝገብር ቀይዲ-ኣልቦ ስርዓት ህግደፍ፡ ነቲ ባዕሉ ተሓሲሙዎ ዝጸንሐ ውክልና ሕብረት ኣፍሪቃ ብምቕባል ከም ወኪሉ ከገልግሎ ንግርማ ኣስመሮም ናብ ኣዲስ ኣበባ ልኡኹዎ ከምዘሎ ኣህጉራዊ ማዕከናት ዜና ዓለም ገሊጸን። Continue reading POST TAGS: ህግደፍልኡኹሕብረትሰዲዱ።ስርዓትብምቕባልተሓሲሙዎነቲናብኣበባኣዲስኣፍሪቃውክልናዝጸንሐ
ዋና ጸሓፊ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ንኤርትራዊ ተኣምራት ሳሙኤል ከም ምኽትል ፍሉይ ልኡኹ ኣብ ኔፓል ሸይሙዎ። June 21, 2007 7:59 pmእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ዋና ጸሓፊ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ባን-ኪ ሙን (Ban Ki-moon ) ንኤርትራዊ ተኣምራት ሳሙኤል ከም ምኽትል ፍሉይ ልኡኹ ኣብ ኔፓል ( Deputy Special Representative for Nepal) ከምኡ ‘ውን ምኽትል ሓላፊ ተልእኾ ውድብ ሕብራት ኣብ ኔፓል (Deputy Head of the United Nations Mission in Nepal ) ከምዝመዘዞ ሎሚ 20 ሰነ ካብ ቀንዲ ቤት ጽሕፈት ዋና ጸሓፊ ውድብ ሕቡራት ሃገራት፡ ኒው-ዮርክ፡ ዝተዘርግሐ ጋዜጣዊ መግለጺ ኣፍሊጡ። Continue reading POST TAGS: ሃገራትልኡኹሕቡራትምኽትልሳሙኤልሸይሙዎ።ተኣምራትኔፓልንኤርትራዊኣብከምዋናውድብጸሓፊፍሉይ