Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ብወልደየሱስ ዓንደማርያም

“ምርጫ!” ዘርእስታ ልብ-ወለድ ንኣንበብቲ ተቐሪባ ክትዝርጋሕ ጀሚራ ኣላ። እዛ መጽሓፍ’ዚኣ “ምርጫ!” ዝብል ፖለቲካዊ ኣርእስቲ’ኳ እንተሓረየት፡ ኣብቲ ድሕሪ ነጻነት ተተኺሉ ዘሎ ምሕደራ ሃገርና መንጸፍ ብምግባር፡ ኣብ ልዕሊ መንብሮን ሓለትን ህዝብና ዘስዕቦ ዘሎ ኩነታት ኣትኪላ ዝተደርሰት ልብ-ወለድ’ያ።