Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

“ምርጫ!” : ልልይ ምስ ሓዳስ መጽሓፍ

ብወልደየሱስ ዓንደማርያም

“ምርጫ!” ዘርእስታ ልብ-ወለድ ንኣንበብቲ ተቐሪባ ክትዝርጋሕ ጀሚራ ኣላ። እዛ መጽሓፍ’ዚኣ “ምርጫ!” ዝብል ፖለቲካዊ ኣርእስቲ’ኳ እንተሓረየት፡ ኣብቲ ድሕሪ ነጻነት ተተኺሉ ዘሎ ምሕደራ ሃገርና መንጸፍ ብምግባር፡ ኣብ ልዕሊ መንብሮን ሓለትን ህዝብና ዘስዕቦ ዘሎ ኩነታት ኣትኪላ ዝተደርሰት ልብ-ወለድ’ያ።

aseye.asena@gmail.com

Review overview
1 COMMENT
  • shishay February 19, 2013

    ሰላም ምርጫ ትብል መጽሓፍ ትርከበሉ ዶ ምሓበርኩምኒ ወይ ኣድረስ ናይቲ ደራሲ ተትልእኩለይ ድማ ጽቡቕ ነይሩ። ብፍላይ ተለፎኑ። ኣነ ኣብ እስራኤል ዝነብር ኤርትራዊየ። ፈታዊ ንባብ ድማ።

POST A COMMENT