ምልክታ ንኩሉኩም ኤርትራውያን ነበርቲ ሊድስ April 16, 2011 10:48 amMessageassenna00 SHARE ኣብ ዝሓለፈ ቅንያት ኩነታት ሃገርናን ዝብናን ብሓባር ክንዝቲ ዝብል ንነበርቲ ሊድስን ከባቢኣን ምልክታ ኣብ ኩሉ ሊድስን ከባቢኣን ከምኡ’ውን ኣብ ማዕከናት ዜና ምቅላሕና ኩሉ ብህዝቡን ሃገሩን ዝግደስ ኤርትራዊ ንዘተ ድሉው ኮይኑ ምጽንሑ ካብ ዝተፈላለዩ ኣሕዋት ዝበጽሓና ሓቤረታ ብምስትብሃል ዓቕምና ዝፈቕዶ ምድላዋት ክንገብር ቅኒና። Continue reading POST TAGS: ሊድስምልክታነበርቲንኩሉኩምኤርትራውያን
ዕዉት ህዝባዊ ኣኼባ ኮሚሽን ምስ መንእሰያት ኣብ ከተማ ሊድስ November 4, 2010 11:33 pmእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ብቀዳም 30/10/2010 መንእሰይ በረኸት ካሕሳይ ኣባል ኤርትራዊ ሃገራዊ ኮሚሽን ምስ ኣቶ ዓንደብርሃን ተቐማጣይ ከተማ ማንቸስተር ኣብ ሃገራዊ ዋዕላ ዝተሳተፈን ዜጋ ብምዃን ዕዉት ህዝባዊ ኣኼባ ምስ መንእሰያት ኣብ ከተማ ሊድስ ኣቃኒዖም። Continue reading POST TAGS: ህዝባዊሊድስመንእሰያትምስኣብኣኼባከተማኮሚሽንዕዉት
ዝኽሪ 20 ሰነ ኣብ ከተማ ሊድስ (ዓዲ እንግሊዝ) June 22, 2009 3:51 pmፖለቲካassenna00 SHARE ሰነ 20 መዓልቲ ሰማእታት ኤርትራ ትማሊ ቀዳም ኣብ ከተማ ሊድስ ተዘኪሩ ኣምስዩ። እቲ መደብ ብማሕበረ ኮም ኤርትራ ከተማ ሊድስ ዝተወደበ ኮይኑ ኣዳራሽ ብምክራይ ልዕሊ 300 ዝኾኑ ኤርትራውያን ተቀማጦ ከተማ ሊድስ ብእዋኑ ናብቲ ንመራኸቢ ዝተመደበ ቦታ ብምውሓዝ ሓቢሮም ንሰማእታቶም ብሕልና ዘኪሮም ኣምስዮም። እዚ ኣብ ከተማ ሊድስ ንመበል 4ይ ዓመቱ ተዘኪሩ ዝውዕል ዘሎ ክቡር ዕለት ከምቲ ልሙድ ሽምዓ ብምብራህ ንሕድርን ለበዋን ጀጋኑ ሰማእታት ዘንጸባርቕ መዝሙር ተዘሚሩ መደረታት ብዝተፈላለዩ ወልቀሰባት ድማ ተሰሚዑ። Continue reading POST TAGS: ሊድስሰነኣብእንግሊዝከተማዓዲዝኽሪ