ኣብ ሃገረይ ዝተነፍገኒ መሰል ምርጫ : ኣብ ሃገረ- ሽወደን ኣረጋጊጸዮ September 21, 2010 7:30 pmኤውሮጳassenna00 SHARE ከም ኤርትራዊ፡ ኣብ ሃገረይ ዝተነፍገኒ መሰል ምርጫ፡ ኣብ ሃገረ- ሽወደን ብዕለት 15 መስከረም ኣረጋጊጸዮ ዝብል መንቐሊ ኣርስተይ ኮይኑ፡ ስለምንታይ ኣብ ሃገርና እቲ መሰል ንኩላትና ተነፊጉና፡ ልዕልና ሕጊ ፈሪሱ፡ ምልካዊ ስርዓት ነጊሱ፡ ኩሉ ሰብ7ኣውን ደሞክራሲያውን መሰልና ከምዝተጋህሰ፡ መብዛሕትና ንሰማማዓሉ ኣርእስቲ ስለዝኾነ፡ ኣቕዲመ ብድሕሪ ባይታይ ክጅምር ኣገዳሲ ይመስለኒ። Continue reading POST TAGS: ሃገረሃገረይመሰልምርጫሽወደንኣረጋጊጸዮኣብዝተነፍገኒ
ከመይ ቀኒኺ ሃገረይ! – ምንኣስ ናጽነት እንተጸኒቱ፡ ናጽነት እንታይ ‘ዩ ፍትፍቱ? January 31, 2009 11:51 pmቃል ኣሰናassenna00 SHARE ከመይ ቀኒኺ ሃገረይ! ምንኣስ ናጽነት እንተጸኒቱ፡ ናጽነት እንታይ ‘ዩ ፍትፍቱ? ሃገረይ፡ ‘ከመይ ቀኒኺ’ ክብለኪ ከለኹ፡ ‘ከመይ ‘ለኻ ኣይትበሎ ኣብ ገጹ ረኣዮ’ ዝብሃል ዘረባ ዘኪርኪ፡ ንሕቶይ ብናይ እንክሒራ ፍሽኽታ ትገንሕዮ ትህልዊ። ኣይክሕዘልክን ‘የ። ማእሰርቲ ቀሽን ዓለምን፡ ሸኽን ኣማንን፡ ሚኒስተርን ጋዜጠኛን፡ ኣቦን ወላዲትን ተራ ኾይኑስ፡ ሎሚ ቅጽበታዊ ርሸና ደቂ 15 ዓመት ቆልዑ፡ እወ፡ መቕዘፍቲ ናይቶም ምንኣስ ናጽነት ዝኾኑ ዕሸላት መንእሰያት ኣብ ቅድሚ ዓይንኺ ትርእዪ ብምህላውኪ፡ Continue reading POST TAGS: ‘ዩሃገረይምንኣስቀኒኺናጽነትእንተጸኒቱ፡እንታይከመይፍትፍቱ
ሳህለን መሃንዘልን (ካብ ሰነዳት ከመይ ቀኒኺ ሃገረይ – 2006) January 4, 2009 10:47 pmዋዛን ኣዋዘንassenna00 SHARE ኦንላይን ራድዮ ኣሰና ንምስማዕ ኣብዚ ጠውቑ READ MORE POST TAGS: 2006ሃገረይመሃንዘልንሰነዳትሳህለንቀኒኺከመይካብ
ይኣኽለክን፡ ኣዴታት ሃገረይ!! December 7, 2007 12:21 amቃል ኣሰናassenna00 SHARE ንብዓትን ቅርጸትን ብሰሪ ስዉእ፡ ዕልልታን ፍሽኽታን ምእንቲ ስዉእ ይእከልክን ኣዴታት ሃገረይ! ማህጸንክን ምንጪ ጀጋኑ፡ ልብኽን ሰፈር ልቦና እዩ። ልብኽን ንዝወግኣክን ገዲፍክን፡ ልብኽን ዝኣዘዘክን ስምዓ። Continue reading POST TAGS: ሃገረይኣዴታትይኣኽለክን፡