ፓትርያርክ ኦርቶዶክስ ቤተክርስትያን ኮይኖም ከገልግሉ ዝጸንሑ ኣቡነ ዲዮስቆሮስ ከምዝተኣሰሩ ዘይተረጋገጹ ሓበሬታታት የመልክቱ። July 7, 2009 12:38 amእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ስርዓት ህግደፍ ብዘዋሃዶ ሽርሒ ንኣቡነ ኣንጠንዮስ ተኪኦም ፓትርያርክ ኦርቶዶክስ ቤተክርስትያን ኮይኖም ከገልግሉ ዝጸንሑ ኣቡነ ዲዮስቆሮስ ከምዝተኣሰሩ ዘይተረጋገጹ ሓበሬታት የመልክቱ። Continue reading POST TAGS: ሓበሬታታትቤተክርስትያንኣቡነኦርቶዶክስከምዝተኣሰሩከገልግሉኮይኖምዘይተረጋገጹዝጸንሑየመልክቱ።ዲዮስቆሮስፓትርያርክ
ኣቦና ቅዱስ ፓትርያርክ ኣንጦንዮስ January 14, 2009 4:05 pmናዕታ ሃገርassenna00 SHARE ኣየ ዘመን፡ ዘመን ግርንቢጥኣብ ክንዲ ትኽ! እትብል ትጉብጥኣብ ክንዲ ትስሕቕ፡ ትነብዕኣብ ክንዲ ትሕበን፡ ትሓፍር ዘይትኾርዕ Continue reading POST TAGS: ቅዱስኣቦናኣንጦንዮስፓትርያርክ
ናብ ኣቡን ዲዮስቆሮስ መንበረ-ፓትርያርክ – ሓደ ኦርቶዶክሳዊ ካብ ኣስመራ November 26, 2008 10:27 pmፖለቲካassenna00 SHARE ኣቐዲመ ብስም ‘ቲ ኹሉ ዝኽእል እዚኣቢሄር ኣምላኽ ሰላምታ ከቕርበልኩም ፍቐዱልይ። መስቀልኩም ክሳለም ዝፈቅድ ግን ኣይኮንኩን። ከምኡ ብምባለይ ምናልባት ጸረ-መስቀል ከምዝኾንኩ ክመስለኩም ይኽእል እዩ። ኣነ ግን ኣብ መሰረት መስቀል ጸኒዐ ዝዓበኹ ኦርቶዶክሳዊ እየ። ሕጂ ‘ውን ኣብዚ እምነት’ዚ ጸኒዐ እርከብ ኣለኹ። Continue reading POST TAGS: ሓደመንበረናብኣስመራኣቡንኦርቶዶክሳዊካብዲዮስቆሮስፓትርያርክ
ፓትርያርክ ህግደፍ ኣባ ዲዮስቁሮስ ኣብ መውዳእታ ወርሒ ሕዳር ኣብ ሃገራት ኤውሮጳ ዑደት ክገብሩ ብመንግሥቲ ህግደፍ ተኣዚዞም November 22, 2008 1:10 pmእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ፓትርያርክ ህግደፍ ኣባ ዲዮስቁሮስ ኣብ መውዳእታ ወርሒ ሕዳር ኣብ ሃገራት ኤውሮጳ እንተ ኮይኑሎምውን ኣብ ኣመሪካ ዑደት ክገብሩ ብመንግሥቲ ህግደፍ ተኣዚዞም ኣለዉ; Continue reading POST TAGS: ሃገራትህግደፍሕዳርመውዳእታብመንግሥቲተኣዚዞምኣባኣብኤውሮጳክገብሩወርሒዑደትዲዮስቁሮስፓትርያርክ
ኣርባዕተ ፓትርያርክ ‘ተዓዲልና’ ፡ ካልኣይ ፕረዚደንት ሰኢንና? May 30, 2007 9:06 amቃል ኣሰናassenna00 SHARE ኢሳይያስ ሲ ንብጹእ ወ ቅዱስ ኣቡነ ኣንጠንዮስ፡ ይነኽሶም ዲዩ ነይሩ ይሳለሞም? Continue reading POST TAGS: ፡‘ተዓዲልና’ሰኢንናኣርባዕተካልኣይፓትርያርክፕረዚደንት