ስርዓት ኢሳያስ፡ ናይ ህዝቢ መሬት ብምምንዛዕ፡ ንናይ ሰፈራ መደባቱ ኣብ ግብሪ ከውዕል ጀሚሩ April 18, 2009 7:00 amእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ዲክታቶርያዊ ስርዓት ኢሳያስ ካብ መንደፈራ ክሳብ እምኒ ሓይሊ ዘሎ 15 ኪ.ሚ. ዝኸውን መሬት፡ ብዘይካ ጐቦታትን ጀራዲንን ካብ ዋናታቱ ዝዀኑ ሓረስቶት መንዚዑ፡ ባዕሉ ብዝመጽአን ብዓሰርተታት ዝቝጸራ ትራክቶራት ክሓርሶ ጀሚሩ ኣሎ። Continue reading POST TAGS: ህዝቢመሬትመደባቱሰፈራስርዓትብምምንዛዕ፡ናይንናይኢሳያስ፡ኣብከውዕልጀሚሩግብሪ
ኣባላት ኤምባሲ ኤርትራ ኣብ ሽወደን ግብሪ ዘኽፍሉ እንተሃልዮም ዲፕሎማስያዊ መዝነቶም ክቕንጠጡ እዮም ይብል ሓደ ሽወደናዊ ኣባል ፓርላማ። April 2, 2009 5:32 pmእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ፍረደሪክ ማልም ዝተባህለ ኣባል ባይቶ ሽወደን፡ "እቶም ንዲፕሎማስያዊ ስራሕ ፍቓድ ዝተዋህቦም ኣባላት ኤምባሲ ኤርትራ ኣብ ሽወደን ንዝቕመጡ ኤርትራዊ መበቆል ዘለዎም ሽወደናውያን ግብሪ የኽፍሉ እንተሃልዮም፡ ዲፕሎማስያዊ መዝነቶም ክቕንጠጡ እዮም። ኣብ ሽወደን፡ ግብሪ ናይ ምእካብ ስራሕ ናይ ሃገረ-ሽወደን ዕማም ጥራይ እዩ" ክብል ከምዘጠንቀቐ፡ Stockholm News ዝተባህለ መርበብ ኢንተርነት ኣፍሊጡ። Continue reading POST TAGS: ሓደመዝነቶምሽወደናዊሽወደንኣባላትኣባልኣብኤምባሲኤርትራእንተሃልዮምእዮምክቕንጠጡዘኽፍሉይብልዲፕሎማስያዊግብሪፓርላማ።