ስርዓት ህግደፍ 30 ሰራሕተኛታት መንግስቱ ከምዝኣሰረ ምንጭታት ሓቢሮም። October 6, 2010 12:26 amእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ስርዓት ህግደፍ ኣብዚ ቕንያት’ዚ ማእከሎት ሓለፍቲ ዝርከቡዎም፡ ኣብ መንግስቱ ከገልግሉ ዝጸንሑ 30 ተጋደልቲ ነበር ከምዝኣሰረ ምንጭታት ሓቢሮም። Continue reading POST TAGS: ህግደፍሓቢሮም።መንግስቱምንጭታትሰራሕተኛታትስርዓትከምዝኣሰረ
ስርዓት ህግደፍ፡ ቅነሓየላ ካብ ዝተባህለት ዓዲ 25 ሰላማውያን ከምዝኣሰረ ምንጭታት ሓቢሮም። September 8, 2010 11:40 pmእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ስርዓት ህግደፍ፡ ኣብ ዞባ ደቡብ ካብ እትርከብ ቅነሓየላ ዝተባህለት ዓዲ፡ ኣንስቲ ዝርከባኦም 25 ሰላማውያን ሰባት ከምዝኣሰረ ምንጭታት ሓቢሮም። Continue reading POST TAGS: ህግደፍ፡ሓቢሮም።ምንጭታትሰላማውያንስርዓትቅነሓየላከምዝኣሰረካብዓዲዝተባህለት
ስርዓት ህግደፍ ኣብ ቅነሓየላ፡ ዞባ ደቡብ፡ 8 ሽማግለ ዓዲ ከምዝኣሰረ ምንጭታት ሓቢሮም። June 29, 2010 12:55 amእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ስርዓት ህግደፍ ኣብ ቅነሓየላ፡ ዞባ ደቡብ፡ ካብ 55 ክሳብ 70 ኣብ ዝገማገም ክሊ ዕድመ ዝርከቡ 8 ሽማግለ-ዓዲ ከምዝኣሰረ ምንጭታት ሓቢሮም። Continue reading POST TAGS: ህግደፍሓቢሮም።ምንጭታትስርዓትሽማግለቅነሓየላ፡ኣብከምዝኣሰረዓዲዞባደቡብ፡
ስርዓት ህግደፍ ኣብ ኣኼባታት ተቓውሞ ንዘርኣዩ ኣባላት ፍሉይ ብርጌድ ሓለዋ ፕረዚደንት ከምዝኣሰረ ምንጭታት ሓቢሮም። March 15, 2010 7:57 amእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ብ 4 መጋቢት 2010 ኣብ ከባቢ ሳዋ ኣብ ዝርከብ መዓስከር፡ ኣዘዝቲ በራጊድ ናይቲ ብሓለዋ ፕረዚደንት ዝፍለጥ ፍሉይ ኣሃዱ፡ ብዛዕባ ‘ቲ ኣብ ልዕሊ ስርዓት ህግደፍ ተወሲኑ ዘሎ እገዳ ኣብ ዘካየዱዎ ኣኼባ ተሪር ተቛውሞ ንዘቕረቡሎም 11 ኣባላት ብ9 መጋቢት ከምዝኣሰሩዎም ምንጭታት ካብቲ ቦታ ሓቢሮም። Continue reading POST TAGS: ህግደፍሓለዋሓቢሮም።ምንጭታትስርዓትብርጌድተቓውሞንዘርኣዩኣባላትኣብኣኼባታትከምዝኣሰረፍሉይፕረዚደንት