ርእይቶ ንሳልሳይ ክፍሊ “መደባትና ነቲ ኪንዮ ጸሊም ራዕዲ ዘሎ ደበና ምቕንጣጥ ኢዩ“፡፡ November 11, 2008 9:48 pmፖለቲካassenna00 SHARE “መደባትና ነቲ ኪንዮ ጸሊም ራዕዲ ዘሎ ደበና ምቕንጣጥ ኢዩ“ ዝብል ቃል ናይ ላዕለዋይ ኣዛዚ ሰራዊት ሰሜን ኣትላንቲክ “ኔቶ“ ችፍ ኣድሚራል ዳኒኤል ፉን ቤጃንኩዝ ምርኩስ ብምግባር “ውሕሉል ፈዳይ ንጉሰ“ ሓያል ሚስጢር ዝሓዘ ጽሑፍ ኣብ ኣስና መርበብ ሓበሬታን ኣብ መርበብ ደቀባትን ኣንቢብና፡፡ Continue reading POST TAGS: ፡፡መደባትናምቕንጣጥራዕዲርእይቶነቲንሳልሳይኢዩኪንዮክፍሊዘሎደበናጸሊም
ብሃር ኤርትራዊ ኣትለት ዘርእሰናይ ታደሰ ንሳልሳይ ግዜ ናይ ፍርቂ ማራቶን ሽምፕዮን ተዓዋቲ ብምዃን ታሪኽ ሰሪሑ። October 13, 2008 2:44 amስፖርትassenna00 SHARE ብሃር ኤርትራዊ ኣትለት ዘርእሰናይ ታደሰ፡ ሎሚ 12 ጥቅምቲ ኣብ ሪዮ ዲ ጀኔሮ፡ ብራዚል፡ ኣብ ዝተኻየደ ናይ ፍርቂ ማራቶን ውድድር ቀዳማይ ኮይኑ ተዓዊቱ። ንሳልሳይ ግዜ ናይ ፍርቂ ማራቶን ሽምፕዮን ዝተዓወተ ቀዳማይ ወዲ ተባዕታይ ብምዃን ከኣ ታሪኽ ሰሪሑ። Continue reading POST TAGS: ማራቶንሰሪሑ።ሽምፕዮንብሃርብምዃንተዓዋቲታሪኽታደሰናይንሳልሳይኣትለትኤርትራዊዘርእሰናይግዜፍርቂ