እቲ ዝጋዕገዐ ታሪኽኩም ከ መንዩ ከዘንትወልኩም ? – መልሲ ንኤሪ-ቲቪ November 22, 2010 2:28 amእንካን ሃባንassenna00 SHARE ኣብዚ ቅንያት’ዚ፡ ቴለቪዥን ስርዓት ህግደፍ ታሪኽ ናይ ቡዛሓት ሃገራት ኣፍሪካ ከተዘንቱ ቀንያ። ቀንያ ጥራይ ዘይኮነ ግን መልክዕ ናይቲ ታሪኽን ተፈጺሙ’ዩ ዝተባህለ ገበናት ካኣ ቀዳማዩን ደሕረዋዩን ሓዋዊሳ ኮታ የታልል ይኸውንዩ ተባሂሉ ብዶኩመንታሪ ፊልምታት ዝተሰነየ መደብ ኣቕሪባ። Continue reading POST TAGS: መልሲመንዩቲቪታሪኽኩምንኤሪእቲከከዘንትወልኩምዝጋዕገዐ
ቲቪ ኤረ – መልሓሳን ስእላን በበይኑ (ዋዛን ኣዋዘን) July 7, 2008 1:59 amዋዛን ኣዋዘንassenna00 SHARE ሰሌ፡ ዋው! ርኢኻ እዚ መንግስቲ ዘርእዮ ዘሎ ምምሕያሽ ፖሊሲ! Continue reading POST TAGS: መልሓሳንስእላንበበይኑቲቪኣዋዘንኤረዋዛን
ኣብ ኤሪ-ቲቪ ኤዲተር ኮይኑ ዝዓዪ ዝነበረ ጆኒ ሕሳቡ ደሃዩ ጠፊኡ። August 13, 2007 9:28 pmእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ኣብ ኤሪ-ቲቪ ኤዲተር ኮይኑ ዝዓዪ ዝነበረ ጆኒ ሕሳቡ ናብ ኢትዮጵያ ከምልጥ ኣብ ዝፈተነሉ እዋን ደሃዩ ጠፊኡ ምህላዉ ጋዜጠኛታት ብዘይዶብ ዝተባህለ ንመሰል ናጽነት ጋዜጠኛታት ዝጣበቕ ኣህጉራዊ ውድብ ሓቢሩ። Continue reading POST TAGS: ሕሳቡቲቪኣብኤሪኤዲተርኮይኑዝነበረዝዓዪደሃዩጆኒጠፊኡ።
ጋዜጠኛ ኤሪ-ቲቪ ፕሮግራም ኣምሓርኛ ጳውሎስ ኪዳነ ዓሪፉ። July 5, 2007 8:59 pmእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ጋዜጠኛ ኤሪ-ቲቪ ፕሮግራም ኣምሓርኛ ጳውሎስ ኪዳነ ብሰሉስ 3 ሓምለ 2007 ክምዝዓረፈ ካብ ኣስመራ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ ኣፍሊጡ። Continue reading POST TAGS: ቲቪኣምሓርኛኤሪኪዳነዓሪፉ።ጋዜጠኛጳውሎስፕሮግራም
ጋዜጠኛ ኤሪ-ቲቪ ፋትሕያ ኻልድ ኣብ ሳዋ ተኣሲራ። June 27, 2007 7:32 pmናጽነት ፕረስassenna00 SHARE ኣብ መንግስታዊት መደበር ቴሌቪዥን ኤርትራ “ኤሪ-ቲቪ”፡ ኣገልግሎት ቋንቋ ዓረብ፡ ኣቕራቢት ዝነበረት ጋዜጠኛ ፋትሕያ ኻልድ፡ ካብ ቅድሚ ወርሒ ጀሚራ ኣብ ወተሃደራዊ መደበር ታዕሊም ሳዋ ተኣሲራ ከምዘላ ‘ሪፖርተርስ ዊዝ ኣውት ቦርደርስ’ ሎሚ ኣብ ዝዘርግሖ ጋዜጣዊ መግለጺ ሓቢሩ። Continue reading POST TAGS: ሳዋተኣሲራ።ቲቪኣብኤሪኻልድጋዜጠኛፋትሕያ