ኢሳያስ ኣፈወርቂ ምስ ላዕለዎት ሓለፍቲ ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ (ስለያ) ኣኼባ ብምክያድ፡ ኣብ ኤርትራ ህዝባዊ ተቓውሞ ከይለዓል መታን ክውሰዱ ብዛዕባ ዘለዎም ስጉምታት ተዘራሪቡ። February 20, 2011 2:43 amእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE Continue reading POST TAGS: ሃገራዊህዝባዊላዕለዎትሓለፍቲመታንምስስለያስጉምታትብምክያድ፡ብዛዕባተቓውሞተዘራሪቡ።ኣብኣኼባኣፈወርቂኤርትራከይለዓልክውሰዱዘለዎምድሕነት
ካቢነ ሚኒስተራትን ኣመሓደርቲ ዞባታትን ኣዘዝቲ ስሪሒት ዞባታትን ኣብ ናይ ሎሚ ህጹጽ ኣኼባኡ ብዛዕባ ተቓውሞ ሰራዊት ተዘራሪቡ። December 12, 2008 9:36 pmእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ካቢነ ሚኒስተራትን ኣመሓደርቲ ዞባታትን ኣዘዝቲ ስሪሒት ዞባታትን ሎሚ ንግሆ ዕለት 12/12/2008 ብፕረዚደንት ኢሰያስ ኣፈወርቂ ኣብ ተጸዊዑ ኣብ ባጽዕ ኣብ ዘካየዶ ህጹጽ ኣኼባ ፡ ነቲ ኣብ ኤርትራ ዝቕጽል ዘሎ ተቓውሞ ሓይልታት ምክልኻል ኣንጻር ምሕደራ መንግስቲ ከም ቀንዲ ዛዕባ ክዛረበሉ ከምዝወዓለ ምንጭታት ካብ ኤርትራ ሓቢሮም። Continue reading POST TAGS: ህጹጽሎሚሚኒስተራትንሰራዊትስሪሒትብዛዕባተቓውሞተዘራሪቡ።ናይኣመሓደርቲኣብኣኼባኡኣዘዝቲካቢነዞባታትን