ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ኣቶ መለስ ዜናዊ ምስ ኣሰና ዘካየዶ ቃለመጠየቕ February 27, 2011 6:23 pmቃለ መጠየቕassenna00 SHARE ክቡራት ተኸታተልቲ ኣሰና: ክቡር ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ኣቶ መለስ ዜናዊ፡ ምስ ኣሰናዳኢ ኣሰና ኣማኑኤል ኢያሱ ትማሊ ዓርቢ 25 ለካቲት ዝገበሮ ሰፊሕ ቃለመጠየቕ ብራድዮን ኦንላይን ቲቪን ብተኻታታሊ ከነቕርበልኩም ምዃና እናሓበርና ምክትታልኩም ንዕድም። Continue reading POST TAGS: መለስሚኒስተርምስሰፊሕቀዳማይቃለመጠየቕንዕድም።ኢትዮጵያኣሰናኣቶክትከታተሉዘካየዶዜናዊ
መደብ ድምጺ ኣሰና ንሎሚ 11 ለካቲት፡ ቃለመጠየቕ ብምኽንያት ስርሒት ፈንቅል፡ ጽምብል መበል 21 ዓመት ሓርነት ባጽዕ February 11, 2011 5:01 amቃል ኣሰናassenna00 SHARE READ MORE POST TAGS: ለካቲት፡ሓርነትመበልመደብስርሒትቃለመጠየቕባጽዕብምኽንያትንሎሚኣሰናዓመትድምጺጽምብልፈንቅል፡
ቃለመጠየቕ ምስ ኣሰናዳእቲ ‘ሃገራዊ ዋዕላ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ’ ከነካይድ ስለዝኾና ሕቶታትኩም ለኣኹልና April 1, 2010 7:21 amእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ክቡራት ተኸታተልቲ ድምጺ ኣሰና ድምጺ ኣሰና ንቐዳም 3 ሚያዝያ ምስ ኣቦ ወንበርን ምኽትል ኣቦወንበርን ኣሰናዳኢት ኮሚተ ናይቲ ን29 ሓምለ ክካየድ ተመዲቡ ዘሎ ‘ሃገራዊ ዋዕላ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ’: ዶር በሽር ይስሓቕ፡ ኣቶ ኣምሃ ዶመኒኮን ቃለመጠየቕ ከተካየድ መዲባ ስለዘላ፡ ነቲ ዋዕላን ምስኡ ዝተኣሳሰሩ ጉዳያትን ዘለኩም ሕቶታት፡ ብሕጽር ዝበለ፡ ኣብ ነጥብታት ዝተጸምቌ ኣቀራርባ ጽሒፍኩም፡ በዚ ኢመይል’ዚ asenaquestions@googlemail.com ክትልእኩልና ብትሕትና ነዘኻኽር። Continue reading POST TAGS: ‘ሃገራዊለኣኹልናለውጢ’ሕቶታትኩምምስስለዝኾናቃለመጠየቕንዲሞክራስያዊኣሰናዳእቲከነካይድዋዕላ
ብህግደፍ ዝተእሰሩ 270 ተቐማጦ ዓዲ ገብራይ ድሕሪ ሓያለ ምክልባት ከምዝተፈትሑ ምስ ኣሰና ቃለመጠየቕ ዘካየደ ተወላዲ ናይታ ዓዲ ሓቢሩ። June 11, 2009 11:57 pmእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ስርዓት ህግደፍ ካብ ዓዲ ገፊፉ ብ13 መካይን ናብ ከባቢ ሽዕብ ብምግዓዝ ኣብ ብርቱዕ ሙቐት ዘለዎ ቦታ ንኽልተ ሰሙን ዝኣሰሮም 270 ተቐማጦ ዓዲ ገብራይ ድሕሪ ሓያለ ምክልባት ከምዝተፈትሑ፡ ነቲ ኩነታት ብቐረባ ክካታተሎ ዝቐነየ ኣብ ጀርመን ዝምቕማጡ ተወላዲ ናይታ ዓዲ ምስ ኣሰና ኣብ ዘካየዶ ቃለመጠየቕ ሓቢሩ። Continue reading POST TAGS: 270ሓቢሩ።ሓያለምስምክልባትቃለመጠየቕብህግደፍተቐማጦተወላዲናይታኣሰናከምዝተፈትሑዓዲዘካየደዝተእሰሩድሕሪገብራይ
ሓበሬታ ኣሰና ብዛዕባ ፈነወ ቃለመጠየቕ ‘ኮሚተ ድሕነት ሰራዊት ምክልኻል ኤርትራ’ ብራድዮ ኣሰና February 1, 2009 3:44 amቃል ኣሰናassenna00 SHARE Continue reading POST TAGS: ‘ኮሚተሓበሬታምክልኻልሰራዊትቃለመጠየቕብራድዮብዛዕባኣሰናኤርትራ’ድሕነትፈነወ