ናይ ሰዓት መደብ ፈነወ ሓጺር ማዕበል ራድዮ ድምጺ ኣሰና ናብ ኤርትራ ሎሚ ሰኑይ 21 መጋቢት ፈሊሙ። March 21, 2011 7:47 pmእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE እዚ ሎሚ ጀሚሩ ዘሎ፡ ኣብ ሰሙን ሰለስተ ግዜ ማለት፡ ሰኑይ፡ ረቡዕን ዓርብን ብኣቋጻጽራ ኤርትራ ካብ ሰዓት 8፡00 ክሳብ ሰዓት 9፡00 ምሸት ዝፍኖ መደብ፡ ነታ ብፍላይ ናብ ኤርትራ ኣብ ሰሙን ክልተ ሳዕ ነናይ ፍርቂ ሰዓት መደብ ጥራይ ትፍኑ ዝነበረት ራድዮ ኣሰና፡ ካብ ጽበት ግዜ ብመጠኑ ከገላግላ እዩ። Continue reading POST TAGS: ሎሚሓጺርመደብመጋቢትማዕበልራድዮሰኑይሰዓትናብናይኣሰናኤርትራድምጺፈሊሙ።ፈነወ
ማዕበል ተቓውሞ ህዝቢ ኣብ ግብጺ ታሪኽ ሰሪሑ፡ ሑስኒ ሙባረክ ድሕሪ 30 ዓመት ብሓይሊ ህዝቢ ካብ ስልጣን ወሪዱ። February 11, 2011 6:15 pmእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ኣንጻር ውልቀምካዊ ስርዓት ሑስኒ ሙባረክ ን18 መዓልታት ብጽንዓት ተቓውሞ ከካይድ ዝቐነየ ህዝቢ ግብጺ፡ ሎሚ 11 ለካቲት ተዓዊቱ፡ Continue reading POST TAGS: ህዝቢሑስኒሙባረክማዕበልሰሪሑ፡ስልጣንብሓይሊተቓውሞታሪኽኣብካብወሪዱ።ዓመትድሕሪግብጺ
ማዕበል ሁበቡላ February 2, 2011 8:11 amፖለቲካassenna00 SHARE ቅድሚ ኩሉ እንቓዕ ነዚ ኹሉ ዝግበር ዘሎ ጉያ ጉያን፤ ሓዞን ኣርክብን ጥራይ ከይኮነስ ርድኣዮን ርድኣናን ናይሓሶትን ናይ ሓቅን ጥርዓን ካብ ኩሉ ኩርናዕ ብሓባር ክንሰምዕን ክንርእይን ኣብጽሓና። Continue reading POST TAGS: ሁበቡላማዕበል