ጸሓፊ ምቅንጃው ገድሊ ኣቶ ዮሴፍ ገብሪህይወት ጻህያይ ሓድጊ መግዛእቲ – 2ይ ክፋል May 1, 2010 12:57 amእንካን ሃባንassenna00 SHARE ሓው ዮሴፍ ሒደት ይኸውን ‘ምበር ኣንቢበ ኢየ ውሑድ መዓልታት ይኸውን ‘ምበር ኣዝዮም ዘድንቖም በላሕትን ፈላጣትን ሰባት ብተመስጦ ክዛረቡን ክምድሩን ከስተምህሩን ሰሚዐ ኢየ በቲ ይኹን በቲ ግን ኩሉ እቲ ጣቛ እቲ ቛንቛ መሰረቱ ህዝቢ ኢዩ ሕምረት ናይ’ቲ ምግዳል Continue reading POST TAGS: 2ይሓድጊመግዛእቲምቅንጃውኣቶክፋልዮሴፍገብሪህይወትገድሊጸሓፊጻህያይ
ጸሓፊ ምቅንጃው ገድሊ ኣቶ ዮሴፍ ገብሪህይወት ጻህያይ ሓድጊ መግዛእቲ – 1ይ ክፋል April 26, 2010 7:17 amእንካን ሃባንassenna00 SHARE ብመጀመርያ ነቶም ብዘይ ምስልካይ ንድርሰት ምቅንጃው ገድሊ ሓው ኣቶ ዮሴፍ ገብሪህይወት ነቢቦም ብብቕዓትን ክእለትን ዝመለሱ ብፍላይ ከኣ ሓው ሳልሕ ዮኑስ በቲ ሓው ኣቶ ዮሴፍ ገብሪህይወት ንነብሱ ከም ውጺኢት ምዕራባዊ ዓለም ወሲዱ ህላዌ መንነቱ ብምኽሓድ ልዕሊ እቶም ዋናታት ቛንቛ እንግሊዝ ዋና ብምዃን ኣብ መርበባት ሓቤረታ ኤርትራውያን ዱድ ዝብለሉ ዝነበረ ቛንቛ እንግሊዝ ዕድመን ጥዕናን ይሃቦ Continue reading POST TAGS: 1ይሓድጊመግዛእቲምቅንጃውኣቶክፋልዮሴፍገብሪህይወትገድሊጸሓፊጻህያይ
መግዛእቲ ከም ሎሚ በሪሁለይ ኣይፈልጥን….(ካርቱን ፔተር) April 15, 2009 4:04 pmዋዛን ኣዋዘንassenna00 SHARE Continue reading POST TAGS: ሎሚመግዛእቲበሪሁለይኣይፈልጥን…ከምካርቱንፔተር
ትማሊ ደርግ ሎሚ ህግደፍ፡ ገዛኢ ‘ምበር መግዛእቲ ኣይተቐየረን March 13, 2009 5:08 pmፖለቲካassenna00 SHARE Continue reading POST TAGS: ‘ምበርህግደፍ፡ሎሚመግዛእቲትማሊኣይተቐየረንደርግገዛኢ