መስራቲ ጉባኤ ማሕበር ኣካለ ስንኵላን ቺካጎ June 30, 2010 7:56 pmሰሜን ኣመሪካassenna10 SHARE ዝኽበርኩም ኣሰናዳእቲ መስራቲ ጉባኤ ማሕበር ኣካለ ስንኵላት ቺካጎ ሰሜን ኣሜሪካ፡ ሎሚ ነቲ ኣብ ሓጺር ግዜ፡ ግን ነዊሕ ጉዕዞ ዝኸደ፡ ከቢድ ስርሓት ዝተዓመመሉ፡ ዓብይ ሃገራዊ ሓላፍነት ዝተሰከመ፡ ብቀረባ ነቶም ንማሕበር ኣካለ ስንኵላት ኤርትራ ንምሕጋዝ ማሕበር ንምትካል ከይተሓለሉ ዝጸዓሩ ብፍላይ Continue reading POST TAGS: መስራቲማሕበርስንኵላንቺካጎኣካለጉባኤ
ማሕበር ጥርናፈ ኤርትራውያን ንዲሞክራስን ፍትሕን ኣብ ከተማ የተቦሪ ቀዳማይ መስራቲ ጉባኤኡ ኣካይዱ። – ደምዳሚ መግለጺ January 27, 2010 8:00 amእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ማሕበር ጥርናፈ ኤርትራውያን ንዲሞክራስን ፍትሕን ኣብ ቅዋሙ ንዘስፈሮ መደብ መሰረት ብምግባር ሎሚ ዕለት 24/1/2010 ዓ.ም.ፈ. ኣብ ከተማ የተቦሪ ኩሎም ግዱሳት ኤርትራውያን ኣባላቱ ኣብ ዝተኣከቡሉ ኣዳራሽ ቀዳማይ መስራቲ ጉባኤኡ ኣካይዱ። Continue reading POST TAGS: መስራቲመግለጺማሕበርቀዳማይንዲሞክራስንኣብኣካይዱ።ኤርትራውያንከተማየተቦሪደምዳሚጉባኤኡጥርናፈፍትሕን
መስራቲ ጉባኤ ናይ ስድሪ December 17, 2008 2:21 amስቪክ ማሕበራትassenna00 SHARE ፍሉይ ጉባኤ! “እቶም ቀንዲ እዋናውያንን በዳህትን ዛዕባታት ኤርትራ” ኣብዚ ጉባኤ ብፍሉይን ንኣታሓሳስባና ብዝብድህን ኣገባብ ክቐርቡ ስለዝኾኑ፥ ተኻፈልቱ ንኽትኮኑ ስድሪ ብኽብሪ ትዕድመኩም። ዕምቖት ዘለዎ ትንተናን፡ ክትዕን፡ ፍልጠት ዝመልኦ መግለጽን ክቕርብ እዩ። Continue reading POST TAGS: መስራቲስድሪናይጉባኤ