ህዝቢ ቦስቶንን ከባብን 15 ዝኣባላታ ህዝባዊ ሽማግለ ንሃገራዊ ጉባኤ መሪጾም December 1, 2010 11:40 pmፖሊቲካዊ ውድባትassenna10 SHARE ዝሓለፈ ቀዳም ሕዳር 20 ጥቅምቲ 2010 ኣባላት ኮሚሽን ንሃገራዊ ዋዕላ ንህዝቢ ቦስቶንን ከባብን ህዝባዊ ኣኼባ ኣካይዶም። Continue reading POST TAGS: ህዝቢህዝባዊመሪጾምሽማግለቦስቶንንንሃገራዊከባብንዝኣባላታጉባኤ
ደቡባዊ ካሊፎርኒያ ዝርከቡ ኤርትራውያን ንዋላ ዝከዱ ሰባት መሪጾም June 21, 2010 9:36 pmፖሊቲካዊ ውድባትassenna00 SHARE ኣብ ደቡባዊ ካሊፎርንያ ማለት ኣብ ሎስኣንጀለስ፤ ሳንበርናርዲኖ፤ ሳንድያጎ ዝርከቡ ኤርትራውያን ኣብ ከተማ ሳንድያጎ ብምእካብ ንዋዕላ ዝኽዱ ሰባት መሪጾም። እቶም ዝተመርጹ ሰባት ካብ ሰለስቲኡ ዓበይቲ ከተማታት ዝመጹ እዮም። Continue reading POST TAGS: መሪጾምሰባትንዋላኤርትራውያንካሊፎርኒያዝርከቡዝከዱደቡባዊ
ምንባር መሪጾም July 31, 2007 2:58 amፖለቲካassenna00 SHARE ነዚ ሕጂ ብኣውያትና ዚስሕቕ፡ ብሞትና ዚድበስ፡ ብጥሜትና ዚዕንገል፡ ብመከላኸሊና ዚዕንድር፡ ብሽሻይና ዚቋመር “ንጉስ ዝብኢ” ዝፈጠርና እኮ፡ ኣብቲ ፈለማ ናይ ዲክታቶርያ ማሺን ስለዘዳለና ኢና። Continue reading POST TAGS: መሪጾምምንባር